Penjelasan waktu-waktu shalat: zhuhur, ashar, maghrib, isya, dan subuh
Imam Bukhari : 729
حَدَّثَنَا آدَمُ قَالَ حَدَّثَنَا شُعْبَةُ قَالَ حَدَّثَنَا سَيَّارُ بْنُ سَلَامَةَ قَالَدَخَلْتُ أَنَا وَأَبِي عَلَى أَبِي بَرْزَةَ الْأَسْلَمِيِّ فَسَأَلْنَاهُ عَنْ وَقْتِ الصَّلَوَاتِ فَقَالَ كَانَ النَّبِيُّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ يُصَلِّي الظُّهْرَ حِينَ تَزُولُ الشَّمْسُ وَالْعَصْرَ وَيَرْجِعُ الرَّجُلُ إِلَى أَقْصَى الْمَدِينَةِ وَالشَّمْسُ حَيَّةٌ وَنَسِيتُ مَا قَالَ فِي الْمَغْرِبِ وَلَا يُبَالِي بِتَأْخِيرِ الْعِشَاءِ إِلَى ثُلُثِ اللَّيْلِ وَلَا يُحِبُّ النَّوْمَ قَبْلَهَا وَلَا الْحَدِيثَ بَعْدَهَا وَيُصَلِّي الصُّبْحَ فَيَنْصَرِفُ الرَّجُلُ فَيَعْرِفُ جَلِيسَهُ وَكَانَ يَقْرَأُ فِي الرَّكْعَتَيْنِ أَوْ إِحْدَاهُمَا مَا بَيْنَ السِّتِّينَ إِلَى الْمِائَةِ
ተነጊሩና ኣሎ [ኣዳም] ኢሉ፡ ተነጊሩና ኣሎ [ስዩባህ] ኢሉ፡ ተነጊሩና ኣሎ [ሰያር ቢን ሰላማ] ከምዚ ኢሉ ኣሎ፡ ‘ኣነን ኣቦይን [ኣቡ ባርዛ ኣል ኣስላሚ] ክንርኢ መጺእና፡ ድሕሪኡ ብዛዕባ ናይ ጸሎት ግዜ ሓቲትናዮ’። ብድሕሪኡ ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ጸሓይ ተጸጊዓ ኣብ ዝነበረትሉ እዋን ሰላት ዙህር ፈጺሞም፡ ጸሓይ ገና ውዑይ ከሎ ሓደ ሰብ ናብ ወሰን መዲና ምስ ተመልሰ ሰላት ኣስር ፈጺሞም፡ ብዛዕባ ሰላት መግሪብ ዝገለጽዎ ድማ ረሲዐዮ። ከምኡ ውን ክሳብ ናይ መወዳእታ ሲሶ ናይ ለይቲ ሰላት ዒሻ ከብቅዕ ልሙድ ኣይነበረን፡ ቅድሚ ሰላት ዒሻ ምድቃስን ብድሕሪኡ ምዕላልን ኣይፈቱን ነበረ። ከምኡ ውን ሰላት ፋጅር ምስ ተዛዘመ መን ኣብ ጎድኑ ይጽሊ ከምዘሎ ከለሊ ኣብ ዝኽእለሉ እዋን እዩ ፈጺሙ። ኣብ ሰላት ፋጅር ኣብ ክልቲኡ ረካዓታት ወይ ኣብ ሓንቲ ካብኣተን ብግምት ካብ ስሳ ክሳብ ሚእቲ ኣያታት ሱራ ኣንቢብዋ'።
Hadith Corroboration :
Imam Ahmad : 6671, 6698, 6780, 11862, 12262, 14441, 18931, 18959, 18972
Imam Bukhari : 508, 514, 527, 532, 564, 729
Imam Muslim : 964, 965, 966, 967, 969, 970, 971, 1023
Imam Abu Dawud : 334, 335, 336, 337
Imam Tirmidzi : 139, 140
Imam Nasa'i : 516, 519, 520, 521, 524, 549
Imam Ibnu Majah : 659
Imam Malik : 6
Imam Darimi : 1161, 1267