Penjelasan waktu-waktu shalat: zhuhur, ashar, maghrib, isya, dan subuh
Imam Bukhari : 564
حَدَّثَنَا مُسَدَّدٌ قَالَ حَدَّثَنَا يَحْيَى قَالَ حَدَّثَنَا عَوْفٌ قَالَ حَدَّثَنَا أَبُو الْمِنْهَالِ قَالَ انْطَلَقْتُ مَعَ أَبِي إِلَى أَبِي بَرْزَةَ الْأَسْلَمِيِّ فَقَالَ لَهُ أَبِي حَدِّثْنَاكَيْفَ كَانَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ يُصَلِّي الْمَكْتُوبَةَ قَالَ كَانَ يُصَلِّي الْهَجِيرَ وَهِيَ الَّتِي تَدْعُونَهَا الْأُولَى حِينَ تَدْحَضُ الشَّمْسُ وَيُصَلِّي الْعَصْرَ ثُمَّ يَرْجِعُ أَحَدُنَا إِلَى أَهْلِهِ فِي أَقْصَى الْمَدِينَةِ وَالشَّمْسُ حَيَّةٌ وَنَسِيتُ مَا قَالَ فِي الْمَغْرِبِ قَالَ وَكَانَ يَسْتَحِبُّ أَنْ يُؤَخِّرَ الْعِشَاءَ قَالَ وَكَانَ يَكْرَهُ النَّوْمَ قَبْلَهَا وَالْحَدِيثَ بَعْدَهَا وَكَانَ يَنْفَتِلُ مِنْ صَلَاةِ الْغَدَاةِ حِينَ يَعْرِفُ أَحَدُنَا جَلِيسَهُ وَيَقْرَأُ مِنْ السِّتِّينَ إِلَى الْمِائَةِ
ነጊሩና ኣሎ [ሙሳዳድ] ኢሉ፡ ነጊሩና ኣሎ [ያሕያ] ኢሉ፡ ነጊሩና ኣሎ [ዓውፍ] ኢሉ፡ ነጊሩና ኣሎ [ኣቡ ኣል ሚንሃል] ከምዚ ኢሉና ኣሎ፡ ኣነን ኣቦይን [ኣቡ ባርዛ ኣል ኣስላሚ] ክንራኸብ ከይድና፡ ኣቦይ ድሕሪኡ ‘ረሱል ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ኣላላም ከመይ ጌሮም ሰላት ማክቱባ -ዋጂብ-ሰላት ፈጺሞም?’ በሎ። ኣቡ በርዛ ድማ ከምዚ ክብሉ መለሰሎም ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ንሰላት ዙሁር ይፍጽሙ እዚ ድማ ጸሓይ ክትዓርብ ከላ ቀንዲ ግዜ ትብሎ፡ ሰላት ዓስር ሓደ ካባና ኣብ መወዳእታ ከተማ ንቤተሰቡ ክራኸብ ናብ ገዝኡ ምስ ከደ፡ ጸሓይ ገና ውዑይ ኮይኑ ይስምዓካ። ኣብ ግዜ ሰላት መግሪብ ዘንበቦ ድማ ረሲዐዮ። ከምኡ ውን ነቲ ናይ ኣታማ ግዜ ትብሎ ሰላት ዒሻ ክውድእ ይመርጽ፡ ቅድሚ ዒሻ ደቂሱ ብድሕሪኡ ክዕልል ኣይፈቱን እዩ። ሓደ ካባና ድማ መን ኣብ ጎኑ ከም ዘሎ ክፈልጥ ኣብ ዝኸኣለሉ እዋን ሰላት ፋጅር ይፍጽም ነበረ፣ ካብ ሽዱሽተ ክሳብ ሚእቲ ኣያታት ኣንቢሩ’።
Hadith Corroboration :
Imam Ahmad : 6671, 6698, 6780, 11862, 12262, 14441, 18931, 18959, 18972
Imam Bukhari : 508, 514, 527, 532, 564, 729
Imam Muslim : 964, 965, 966, 967, 969, 970, 971, 1023
Imam Abu Dawud : 334, 335, 336, 337
Imam Tirmidzi : 139, 140
Imam Nasa'i : 516, 519, 520, 521, 524, 549
Imam Ibnu Majah : 659
Imam Malik : 6
Imam Darimi : 1161, 1267