Hadith Representative
Beliau meminta Abu Bakar ash-Shiddiq untuk menjadi imam shalat menggantikannya
Imam Bukhari : 1130حَدَّثَنَا بِشْرُ بْنُ مُحَمَّدٍ أَخْبَرَنَا عَبْدُ اللَّهِ قَالَ يُونُسُ قَالَ الزُّهْرِيُّ أَخْبَرَنِي أَنَسُ بْنُ مَالِكٍأَنَّ الْمُسْلِمِينَ بَيْنَا هُمْ فِي الْفَجْرِ يَوْمَ الِاثْنَيْنِ وَأَبُو بَكْرٍ رَضِيَ اللَّهُ عَنْهُ يُصَلِّي بِهِمْ فَفَجِئَهُمْ النَّبِيُّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ قَدْ كَشَفَ سِتْرَ حُجْرَةِ عَائِشَةَ رَضِيَ اللَّهُ عَنْهَا فَنَظَرَ إِلَيْهِمْ وَهُمْ صُفُوفٌ فَتَبَسَّمَ يَضْحَكُ فَنَكَصَ أَبُو بَكْرٍ رَضِيَ اللَّهُ عَنْهُ عَلَى عَقِبَيْهِ وَظَنَّ أَنَّ رَسُولَ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ يُرِيدُ أَنْ يَخْرُجَ إِلَى الصَّلَاةِ وَهَمَّ الْمُسْلِمُونَ أَنْ يَفْتَتِنُوا فِي صَلَاتِهِمْ فَرَحًا بِالنَّبِيِّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ حِينَ رَأَوْهُ فَأَشَارَ بِيَدِهِ أَنْ أَتِمُّوا ثُمَّ دَخَلَ الْحُجْرَةَ وَأَرْخَى السِّتْرَ وَتُوُفِّيَ ذَلِكَ الْيَوْمَ
ነጊሩና ኣሎ [ቢሲር ቢን መሓመድ] ነጊሩና ኣሎ [ዓብደላ] ከምዚ ኢሉ: [ዩኑስ] ከምዚ ኢሉ: [ኣዝ ዙህሪ] ንዓይ [ኣናስ ቢን ማሊክ ኣል ኣንሻሪይ ራድልያላሁ ዓንሁ] ከምዚ ኢሉኒ ኣሎ፤ ኣስላም ትማሊ ሶኑይ ብኣቡበከር ረድሊያላሁ ዓንሁ ዝምራሕ ሰላት ፋጅር ኣብ ዝፍጽሙሉ ዝነበሩ እዋን ብነቢ ሰለላሁ ዓለይሂ ዎሰላም ኣብ ክፍሊ ዓይስያ ረድሊያላሁ ዓንሃ መጋረጃ ኣልዒሎም ሰንቢዶም። ካብ ድሕሪ ክፍሊ ነቢይ ሰለላሁ ዓለይሂ ዎሰላም ብመስርዕ መስርዕ ከም ዝነበሩ ጠመትዎም። ፍሽኽ ኢሉ ሰሓቐ። ስለዚ ኣቡበከር ነቢ ሰለላሁ ዓለይሂ ዎሰላም ንሰላት ክወጹ እዮም ኢሉ ስለ ዝጠርጠሮም ናብቲ መስርዕ ክኣቱ ተገልቢጡ። ኣስላም ንነቢ ሰለላሁ ዓለይሂ ዎሰላም ርእዮም ኣዝዮም ስለ ዝተሓጎሱ ኣብ ጾሎቶም ምዝንባዕ ተሰሚዕዎም። ንሱ ሰለላሁ ዓለይሂ ዎሰላም ብኢዱ ጸሎት ክቕጽሉ ምልክት ከም ዝገበረሎም ተረጋጊጹ። ሽዑ መጋረጃ ዓጽዩ ናብ ክፍሉ ኣተወ። ንሱ ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ኣብ መወዳእታ ኣብታ መዓልቲ ሞተ።
Hadith Corroboration :
Imam Ahmad : 1688, 1689, 1951, 3184, 4894, 12557, 12620, 12727, 18869, 21982, 22932, 23506, 24095, 24096, 24097, 24483, 24579, 24690, 24728, 24753, 24918, 24942, 25118
Imam Bukhari : 624, 637, 638, 639, 640, 641, 642, 646, 671, 672, 675, 1130, 3132, 3133, 6759
Imam Muslim : 629, 633, 634, 635, 636, 637, 638
Imam Tirmidzi : 3605
Imam Nasa'i : 769, 788, 824
Imam Ibnu Majah : 824, 1222, 1223
Imam Malik : 282, 374
Imam Darimi : 82, 1229