Orang beriman melewati neraka, akan ditahan di jembatan qanthorah
Imam Ahmad : 18844
حَدَّثَنَا أَبُو أُسَامَةَ عَن طَلْحَةَ بْنِ يَحْيَى عَن أَبِي بُرْدَةَ عَن أَبِي مُوسَى قَالَ قَالَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ إِذَا كَانَ يَوْمُ الْقِيَامَةِ دُفِعَ إِلَى كُلِّ مُؤْمِنٍ رَجُلٌ مِنْ أَهْلِ الْمِلَلِ فَيُقَالُ لَهُ هَذَا فِدَاؤُكَ مِنْ النَّارِ
[ኣቡ ኡሳማ] ካብ [ተልሃ ቢን ያሕያ] ካብ [ኣቡ ቡርዳ] ካብ [ኣቡ ሙሳ] ምስ ነገረና ከምዚ ኢሉ፤ ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ ኢሎም:-መዓልቲ ቂያም ምስ ኣጋጠመ ነፍሲ ወከፍ ኣማኒ ካብ ኣህሉል ሚላል -ሰዓብቲ ካልኦት ሃይማኖታት- ሓደ ሰብኣይ ክምደብ እዩ፣ ድሕሪኡ እዚ እዩ በጃኻ ካብ ሓዊ ሲኦል’ ክብሉዎ እዮም።