An-Najwaa (pembicaraan rahasia antara Allah dengan hamba-Nya pada hari kiamat)
Imam Ahmad : 11175
حَدَّثَنَا رَوْحٌ حَدَّثَنَا سَعِيدٌ عَنْ قَتَادَةَ عَنْ أَبِي الْمُتَوَكِّلِ النَّاجِيِّ عَنْ أَبِي سَعِيدٍ الْخُدْرِيِّ قَالَ قَالَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ يَخْلُصُ الْمُؤْمِنُونَ مِنْ النَّارِ يَوْمَ الْقِيَامَةِ فَيُحْتَبَسُونَ عَلَى قَنْطَرَةٍ بَيْنَ الْجَنَّةِ وَالنَّارِ فَيُقْتَصُّ لِبَعْضِهِمْ مِنْ بَعْضٍ مَظَالِمُ كَانَتْ بَيْنَهُمْ فِي الدُّنْيَا حَتَّى إِذَا هُذِّبُوا وَنُقُّوا أُذِنَ لَهُمْ فِي دُخُولِ الْجَنَّةِ فَوَالَّذِي نَفْسِي بِيَدِهِ لَأَحَدُهُمْ أَهْدَى لِمَنْزِلِهِ فِي الْجَنَّةِ مِنْهُ بِمَنْزِلِهِ كَانَ فِي الدُّنْيَا
ነጊሩና ኣሎ [ራውህ] ኢሉ፤ ነጊሩና ኣሎ [ሰዒድ] ኢሉ፤ [ቆታዳ] ካብ [ኣቡ ኣል ሙታዋኪል ዓን ናጂ]ን [ኣቡ ሰዒድ ኣል ኹድሪ]ን ከምዚ ኢሉ፤ ረሱሉላህ ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ በለ:-እቶም ኣብ መዓልቲ ቅያ ዝኣመኑ ካብ ሲኦል ይድሕኑ: ብድሕሪኡ ኣብ መንጎ ሰማይን ሲኦልን ኣብ ዘሎ ድልድል ይእሰሩ: ድሕሪኡ ገሊኦም ኣብ ዓለም እንከለዉ ብሰንኪ በደል ኣብ ልዕሊ ካልኦት ክቕጽዑ እዮም: ምእንቲ ድሕሪ ምጽራይን ንጹሃትን ምስ ኮኑ: ናብ መንግስተ ሰማይ ክኣትዉ ይፍቀደሎም:: በቲ ነፍሰይ ኣብ ኢዱ ዘላ፡ ሓደ ካብኣቶም ካብቲ ኣብ ምድሪ ዝርከብ ቤቱ ንላዕሊ ኣብ ሰማይ ዝርከብ ቤቱ ይፈልጦ’።