Hadith Representative
Rendahkan diri tidak menyeru ke dzat yang tuli dan bukan dzat yang jauh
Imam Bukhari : 2770حَدَّثَنَا مُحَمَّدُ بْنُ يُوسُفَ حَدَّثَنَا سُفْيَانُ عَنْ عَاصِمٍ عَنْ أَبِي عُثْمَانَ عَنْ أَبِي مُوسَى الْأَشْعَرِيِّ رَضِيَ اللَّهُ عَنْهُ قَالَكُنَّا مَعَ رَسُولِ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ فَكُنَّا إِذَا أَشْرَفْنَا عَلَى وَادٍ هَلَّلْنَا وَكَبَّرْنَا ارْتَفَعَتْ أَصْوَاتُنَا فَقَالَ النَّبِيُّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ يَا أَيُّهَا النَّاسُ ارْبَعُوا عَلَى أَنْفُسِكُمْ فَإِنَّكُمْ لَا تَدْعُونَ أَصَمَّ وَلَا غَائِبًا إِنَّهُ مَعَكُمْ إِنَّهُ سَمِيعٌ قَرِيبٌ تَبَارَكَ اسْمُهُ وَتَعَالَى جَدُّهُ
ነጊሩና ኣሎ [መሓመድ ቢን ዩሱፍ] ነጊሩና ኣሎ [ሱፍያን] ካብ [ዓሺም] ካብ [ኣቡ ዑስማን] ካብ [ኣቡ ሙሳ ኣል ኣሲዓሪይ ራድልያላሁ ዓንሁ] ኢሉ፤ ሓደ ግዜ ምስ ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ተጓዒዝና ኣብ ጎቦ ምስ ደየብና ታልብያ ጌርና ብዓው ዝበለ ድምጺ ተክቢር ንብል። ስለዚ ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ ኢሎም: ኣቱም ህዝቢ ትሕት በሉ ምኽንያቱ ንጽሙም ኣምላኽ ወይ ንርሑቕ ኣምላኽ ኣይትጽውዑን ኢኹም:: ኩሉ ግዜ ምሳኻ እዩ ኩሉ ሰማዒ ኩሉ ቀረባ እዩ። ስሙ ዝኸበረ ዕብየቱ ድማ ልዕል ዝበለ እዩ'።