Qasamah yang berlaku di masa jahiliyah ditetapkan Nabi, dan dengannya beliau memutus perkara Bani Haritsah atas pembunuhan yang dituduhkan kepada seorang Yahudi
Imam Muslim : 3157
حَدَّثَنَا قُتَيْبَةُ بْنُ سَعِيدٍ حَدَّثَنَا لَيْثٌ عَنْ يَحْيَى وَهُوَ ابْنُ سَعِيدٍ عَنْ بُشَيْرِ بْنِ يَسَارٍ عَنْ سَهْلِ بْنِ أَبِي حَثْمَةَ قَالَ يَحْيَى وَحَسِبْتُ قَالَ وَعَنْ رَافِعِ بْنِ خَدِيجٍ أَنَّهُمَا قَالَا خَرَجَ عَبْدُ اللَّهِ بْنُ سَهْلِ بْنِ زَيْدٍ وَمُحَيِّصَةُ بْنُ مَسْعُودِ بْنِ زَيْدٍ حَتَّى إِذَا كَانَا بِخَيْبَرَ تَفَرَّقَا فِي بَعْضِ مَا هُنَالِكَ ثُمَّ إِذَا مُحَيِّصَةُ يَجِدُ عَبْدَ اللَّهِ بْنَ سَهْلٍ قَتِيلًا فَدَفَنَهُ ثُمَّ أَقْبَلَ إِلَى رَسُولِ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ هُوَ وَحُوَيِّصَةُ بْنُ مَسْعُودٍ وَعَبْدُ الرَّحْمَنِ بْنُ سَهْلٍ وَكَانَ أَصْغَرَ الْقَوْمِ فَذَهَبَ عَبْدُ الرَّحْمَنِ لِيَتَكَلَّمَ قَبْلَ صَاحِبَيْهِ فَقَالَ لَهُ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ كَبِّرْ الْكُبْرَ فِي السِّنِّ فَصَمَتَ فَتَكَلَّمَ صَاحِبَاهُ وَتَكَلَّمَ مَعَهُمَا فَذَكَرُوا لِرَسُولِ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ مَقْتَلَ عَبْدِ اللَّهِ بْنِ سَهْلٍ فَقَالَ لَهُمْ أَتَحْلِفُونَ خَمْسِينَ يَمِينًا فَتَسْتَحِقُّونَ صَاحِبَكُمْ أَوْ قَاتِلَكُمْ قَالُوا وَكَيْفَ نَحْلِفُ وَلَمْ نَشْهَدْ قَالَ فَتُبْرِئُكُمْ يَهُودُ بِخَمْسِينَ يَمِينًا قَالُوا وَكَيْفَ نَقْبَلُ أَيْمَانَ قَوْمٍ كُفَّارٍ فَلَمَّا رَأَى ذَلِكَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ أَعْطَى عَقْلَهُ
ነጊሩና ኣሎ [ቁጠይባ ቢን ሰዒድ] ነጊሩና ኣሎ [ላይትስ] ካብ [ያሕያ] -ማለት ኢብን ሰዒድ- ካብ [ቡስያር ቢን ያሳር] ካብ [ሰሓል ቢን ኣቡ ሓትስማ] - [ያሕያ] ከምዚ ኢሉ፤ ከምኡ’ውን ዝበሎ መሲሉኒ - ካብ [ራፊ’ ቢን ከዲጅ] ክልቲኦም ‘ዓብደላ ቢን ሳህል ቢን ዛይድን ሙሓይሻ ቢን መስዑድ ቢን ዛይድን ሓደ እዋን ጉዕዞ ገይሮም ነይሮም፣ ክሳብ ኣብ ኻይባር ምስ በጽሑ ክልቲኦም ተፈላልዮም። ሙሓይሻ ዓብደላ ተቐቲሉ ምስ ረኸበ ነዊሕ ከይጸንሐ ቀበሮ። ብድሕሪኡ ምስ ሑዋይሻ ቢን መስዑድን ዓብዱራሕማን ቢን ሳህልን ብሓባር ናብ ነቢ ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም መጸ። እዚ ከምዚ ኢሉ እንከሎ፡ ዓብዱራሕማን ካብኣቶም እቲ ዝነኣሰ እኳ እንተነበረ፡ ካብ ወዲ ሓውቦኡ ግን ቀዲሙ ዝዛረብ ዝነበረ ዓብዱራሕማን እዩ። ስለዚ ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ ኢሎም: ‘ነቶም ዝዓበዩ ቅድም’ ኢሎም። ስለዚ ስቕ በለ እሞ ክልተ ኣሕዋቱ ድሕሪኡ ተዛረቡ። ክልቲኦም ዓብደላ ቢን ሳሃል ከም ዝተቐትለ ነገርዎ፡ ድሕሪኡ ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዎሰላም ሓምሳ ግዜ ዲኹም ክትምሕሉ? ክትምሕል እንተደሊኻ ብሞት ሓውኻ ሕነ ክትሓትት መሰል ኣለካ ማለት እዩ'። ንሳቶም ድማ፡ ‘እቲ ቅትለት ኣብ ዘይረኣናሉ እዋን፡ ከመይ ጌርና ማሕላ ክንምሕል ንኽእል፧ ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ እንተ ኾይኑ ኣይሁድ በቲ ዝወሰድዎ ሓምሳ ማሕላ ካባኻ ነጻ ክኾኑ እዮም’ ኢሉ። ንሳቶም ድማ ከመይ ጌርና ማሕላ ናይቶም ዘይኣመኑ ክንቅበል ንኽእል፧’ ኢሎም መለሱ። ከምዚ ዝበለ ኩነታት ምስ ረኣዩ ኣብ መወዳእታ ነቢ ሰለላሁ ዓሌይ ዋሰላም ዲያቱ -በጃኡ-' ሂቦም።