Sebaik-baik kalian adalah yang hidup pada zamanku (generasiku) kemudian orang-orang yang datang setelah mereka kemudian orang-orang yang datang setelah mereka
Imam Bukhari : 2457
حَدَّثَنَا آدَمُ حَدَّثَنَا شُعْبَةُ حَدَّثَنَا أَبُو جَمْرَةَ قَالَ سَمِعْتُ زَهْدَمَ بْنَ مُضَرِّبٍ قَالَ سَمِعْتُ عِمْرَانَ بْنَ حُصَيْنٍ رَضِيَ اللَّهُ عَنْهُمَا قَالَقَالَ النَّبِيُّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ خَيْرُكُمْ قَرْنِي ثُمَّ الَّذِينَ يَلُونَهُمْ ثُمَّ الَّذِينَ يَلُونَهُمْ قَالَ عِمْرَانُ لَا أَدْرِي أَذَكَرَ النَّبِيُّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ بَعْدُ قَرْنَيْنِ أَوْ ثَلَاثَةً قَالَ النَّبِيُّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ إِنَّ بَعْدَكُمْ قَوْمًا يَخُونُونَ وَلَا يُؤْتَمَنُونَ وَيَشْهَدُونَ وَلَا يُسْتَشْهَدُونَ وَيَنْذِرُونَ وَلَا يَفُونَ وَيَظْهَرُ فِيهِمْ السِّمَنُ
ነጊሩና ኣሎ [ኣዳም] ነጊሩና ኣሎ [ስዩባህ] ነጊሩና ኣሎ [ኣቡ ጀምራ] ከምዚ ኢሉ፣፣ [ዛህዳም ቢን ሙድሃሪብ] ክብል ሰሚዐዮ፤ [ኢምራን ቢን ሑሻይን ራድሊኣላሁ ዓንሁማ] ክብል ሰሚዐ፤ ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ ኢሎም: ካባኻትኩም ዝበለጹ እቶም ኣብ ዘመነይ - ወለዶይ - ድሕሪኡ እቶም ድሕሪኡ ዝመጹ ድሕሪኡ እቶም ብድሕሪኦም ዝመጹ ኢዮም'። ኢምራን ከምዚ በለ: ‘ነቢ ሰለላሁ ዓሌይ ዋሰላም ድሕሪ - ወለዶኡ - ድሕሪ ክልተ ወይ ሰለስተ ወለዶ ዳግማይ ጠቒሶምዎ ድዮም ኣይጠቐስዎን ኣይፈልጥን እየ’። ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ ኢሎም:- ብሓቂ ብድሕሬኻ ክጠልሙ ዝፈትዉ ሰባት ክህልዉ እዮም - ምእንቲ ከይእመኑ: ዋላ ክምስክሩ እንተዘይተሓተቱ ክምስክሩ ይፈትዉ: ፋትዋ ክህቡ እንተዘይተሓተቱ እውን መጠንቀቕታ ክህቡ ይፈትዉን ካብ ባህርያቶም ድማ ስቡሓት ሰባት ምዃኖም ክርአ ይከኣል እዩ’ ኢሎም::
Hadith Corroboration :
Imam Ahmad : 109, 172, 3413, 3767, 3920, 3959, 3999, 4142, 6826, 8127, 8950, 9821, 17625, 17626, 17701, 17719, 18979, 18982, 18994, 19059, 19105, 21882, 21946, 24074
Imam Bukhari : 2457, 2458, 3377, 3378, 5948, 5949, 6166, 6201
Imam Muslim : 4599, 4600, 4601, 4602, 4603, 4604
Imam Abu Dawud : 4038
Imam Tirmidzi : 2091, 2147, 2148, 2225, 3794
Imam Nasa'i : 3749
Imam Ibnu Majah : 2353, 2354
Imam Darimi : 1239