Hadith Representative
Waktu melontar jumrah (Dhuha dan setelah tergelincir)
Imam Tirmidzi : 818حَدَّثَنَا عَلِيُّ بْنُ خَشْرَمٍ حَدَّثَنَا عِيسَى بْنُ يُونُسَ عَنْ ابْنِ جُرَيْجٍ عَنْ أَبِي الزُّبَيْرِ عَنْ جَابِرٍ قَالَكَانَ النَّبِيُّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ يَرْمِي يَوْمَ النَّحْرِ ضُحًى وَأَمَّا بَعْدَ ذَلِكَ فَبَعْدَ زَوَالِ الشَّمْسِقَالَ أَبُو عِيسَى هَذَا حَدِيثٌ حَسَنٌ صَحِيحٌ وَالْعَمَلُ عَلَى هَذَا الْحَدِيثِ عِنْدَ أَكْثَرِ أَهْلِ الْعِلْمِ أَنَّهُ لَا يَرْمِي بَعْدَ يَوْمِ النَّحْرِ إِلَّا بَعْدَ الزَّوَالِ
ነጊሩና ኣሎ [ዓሊ ቢን ከሲራም] ነጊሩና ኣሎ [ኢሳ ቢን ዩኑስ] ካብ [ኢብን ጁራይጅ] ካብ [ኣቡ ዙበይር] ካብ [ጃቢር] ከምዚ ኢሉ፤ ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ኣብ መዓልቲ ናህር ኣብ ግዜ ድሁሃ -ጁምራ- ደርብዮም። እንተ ድሕሪ እታ መዓልቲ ጸሓይ ምስ ሸተት ደርበየ'። ኣቡ ዒሳ ከምዚ ኢሎም፤ 'እዚ ሓቀኛ ሓዲስ ሓሰን ኮይኑ ብመብዛሕትኦም ሊቃውንቲ ዝፍጸም እዩ። ግደ ሓቂ ድሕሪ ፀሓይ ምስ ዓረበት እንተዘይኮይኑ ድሕሪ መዓልቲ ናህር ጁራ ኣይደርበየን።