Hadith Representative
Musa menampar muka malaikat maut dan mencongkel matanya, sehinggga malaikat tersebut kembali menghadap Allah 'azza wajalla
Imam Bukhari : 3155حَدَّثَنَا يَحْيَى بْنُ مُوسَى حَدَّثَنَا عَبْدُ الرَّزَّاقِ أَخْبَرَنَا مَعْمَرٌ عَنْ ابْنِ طَاوُسٍ عَنْ أَبِيهِ عَنْ أَبِي هُرَيْرَةَ رَضِيَ اللَّهُ عَنْهُ قَالَأُرْسِلَ مَلَكُ الْمَوْتِ إِلَى مُوسَى عَلَيْهِمَا السَّلَام فَلَمَّا جَاءَهُ صَكَّهُ فَرَجَعَ إِلَى رَبِّهِ فَقَالَ أَرْسَلْتَنِي إِلَى عَبْدٍ لَا يُرِيدُ الْمَوْتَ قَالَ ارْجِعْ إِلَيْهِ فَقُلْ لَهُ يَضَعُ يَدَهُ عَلَى مَتْنِ ثَوْرٍ فَلَهُ بِمَا غَطَّتْ يَدُهُ بِكُلِّ شَعَرَةٍ سَنَةٌ قَالَ أَيْ رَبِّ ثُمَّ مَاذَا قَالَ ثُمَّ الْمَوْتُ قَالَ فَالْآنَ قَالَ فَسَأَلَ اللَّهَ أَنْ يُدْنِيَهُ مِنْ الْأَرْضِ الْمُقَدَّسَةِ رَمْيَةً بِحَجَرٍ قَالَ أَبُو هُرَيْرَةَ فَقَالَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ لَوْ كُنْتُ ثَمَّ لَأَرَيْتُكُمْ قَبْرَهُ إِلَى جَانِبِ الطَّرِيقِ تَحْتَ الْكَثِيبِ الْأَحْمَرِقَالَ وَأَخْبَرَنَا مَعْمَرٌ عَنْ هَمَّامٍ حَدَّثَنَا أَبُو هُرَيْرَةَ عَنْ النَّبِيِّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ نَحْوَهُ
ነጊሩና ኣሎ [ያሕያ ቢን ሙሳ] ነጊሩና ኣሎ [ዓብዱር ራዛቅ] ነጊሩና ኣሎ [ማዓማር] ካብ [ኢብን ታውስ] ካብ [ኣቡኡ] ካብ [ኣቡ ሑረይራ ራድሊያላሁ ዓንሁ] ከምዚ ኢሉ: ሓደ መዓልቲ መልኣኽ ሞት ናብ ሙሳ ዓሌሂሰላም ተላኢኹ። ምስ ተራኸበ -ነቢ ሙዓ ዓለይሂሰላም- ኣብ ዓይኑ ወቒዖሞ። ስለዚ መልኣኽ ሞት ናብ ጎይታኡ ተመሊሱ 'ናብቲ ክመውት ዘይደሊ ባርያ ሰዲድካኒ' በሎ። ስለዚ ኣላህ ከምዚ በሎ: ተመለስ እሞ ኢዱ ኣብ ሕቖ ብዕራይ ኣንብር ንገሮ። ነፍሲ ወከፍ ብኢዱ ዝተሸፈነ ጸጉሪ ብዕራይ ንዕኡ ሓደ ዓመት ዕድመ ማለት እዩ'። ነቢይ ሙሳ ዓሌይሂሰላም ከምዚ ኢሎም ሓተቱ: ‘ኦ ረቢ ድሕሪ እዚ እንታይ? ኣላህ ከምዚ ይብል:: 'ሞት'። ስለዚ ነቢይ ሙሳ ዓሌይሂሰላም 'ሕጂ'ዩ እቲ ግዜ' ኢሎም። ድሕሪኡ ነቢይ ሙሳ ዓሌሂሰላም ንኣላህ ናብታ ቅድስቲ መሬት - ኣል ሙቃዳስ - ኣብ ውሽጢ ርሕቀት ምድርባይ እምኒ ከቕርቦ ሓተትዎ'። ኣቡ ሑረይራ ኣላህ ይሕጎሰሎም ከምዚ ኢሎም፤ ሽዑ ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ በሎም: ኣነ ኣብኡ እንተዝኸውን ብርግጽ ሃለዋት ናይቲ ኣብ ወሰን ጽርግያ ኣብ ትሕቲ ኵምራ ቀይሕ ሑጻ ዝርከብ መቓብር ምገለጽኩኻ’። ንሱ -'ዓብዱር ራዛቅ- ከምዚ ኢሉ፤ 'ከምኡ'ውን ተጸብጺቡልና ኣሎ [ማዓማር] ካብ [ሓማም] [ኣቡ ሑረይራ ረድሊኣላሁ ዓንሁ] ካብ ነቢ ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዛ ሓዲስ እውን ነጊሩና ኣሎ።