Doa I'tidal - 2: ALLAHUMMA RABBANA WALAKAL HAMDU HAMDAN KATSIIRA THAYYIBA MUBAARAKAN FIIH
Imam Ahmad : 13153
حَدَّثَنَا عَفَّانُ حَدَّثَنَا حَمَّادٌ أَخْبَرَنَا قَتَادَةُ وَثَابِتٌ وَحُمَيْدٌ عَنْ أَنَسٍ أَنَّ رَجُلًا جَاءَ فَدَخَلَ الصَّفَّ وَقَدْ حَفَزَهُ النَّفَسُ فَقَالَ الْحَمْدُ لِلَّهِ حَمْدًا كَثِيرًا طَيِّبًا مُبَارَكًا فِيهِ فَلَمَّا قَضَى رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ صَلَاتَهُ قَالَ أَيُّكُمْ الْمُتَكَلِّمُ بِالْكَلِمَاتِ فَأَرَمَّ الْقَوْمُ فَقَالَ أَيُّكُمْ الْمُتَكَلِّمُ بِهَا فَإِنَّهُ لَمْ يَقُلْ إِلَّا خَيْرًا فَقَالَ الرَّجُلُ جِئْتُ وَقَدْ حَفَزَنِي النَّفَسُ فَقُلْتُهَا فَقَالَ لَقَدْ رَأَيْتُ اثْنَيْ عَشَرَ مَلَكًا يَبْتَدِرُونَهَا أَيُّهُمْ يَرْفَعُهَا وَزَادَ حُمَيْدٌ عَنْ أَنَسٍ أَنَّ رَسُولَ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ قَالَ إِذَا جَاءَ أَحَدُكُمْ فَلْيَمْشِ عَلَى نَحْوِ مَا كَانَ يَمْشِي فَلْيُصَلِّ مَا أَدْرَكَ وَلْيَقْضِ مَا سَبَقَهُ قَالَ أَبُو عَبْد الرَّحْمَنِ وَالْإِرْمَامُ السُّكُوتُ
ነጊሩና ኣሎ [ዓፋን] ነጊሩና ኣሎ [ሓማድ] ነጊሩና ኣሎ [ቃታዳ]ን [ጻቢት]ን [ሑማይድን] ካብ [ኣናስ]፣ ሓደ ሰብ መጺኡ፣ ብኡ ንብኡ ትንፋስ እናተሓንበበ ናብ መስርዕ ጸሎት ኣትዩ፣ ድሕሪኡ ከምዚ ኢሉ፤ 'ምስጋና ንኣላህ ይኹን፡ ብዙሕን ሰናይን ዝተባረኸን ምስጋና'። ረሱሉላህ ሰለላሁዓለይሂ ዋሰላም ስግደት ምስ ወድአ፡ ‘ቅድሚ ሕጂ መን እዩ ዘንብብ ነይሩ?’ ኢሉ ሓተቶም፡ እቶም ሰሓባ ስቕ በሉ። ስለዚ - ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም- ከምዚ ኢሎም: 'እዚ ዘንብብ ንሱ ጽቡቕ እዩ'። እቲ ሰብኣይ ድማ፤ ገና ትንፋስ እናሓጸረኒ ጥራይ እየ መጺአ ስለዚ ንሱ ጥራይ ከንብብ ግዜ ረኺበ። -ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዋሰላም- ከምዚ በለ:-ዓሰርተው ክልተ መላእኽቲ -ነታ ቃል- ንምልዓል ክኽእሉ ክቃለሱ ርእየ እየ። ሑመይድ ወሲኹ ኣናስ ረሱሉላህ ሶሎላሁዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ ኢሉ: 'ሓደ ካባኻትኩም ናብ -ሰላት- ጅማሮ እንተመጺኡ: ሽዑ ብተፈጥሮኣዊ መንገዲ ተጓዕዙን ዝረኸቦ ጸሎትን ነቲ ዝሰኣኖ ድማ ይኽሕሱን' ኢሉ። ኣቡ ዓብዱራሕማን፡ ኣል ኢርማም ማለት ስቕታ ማለት እዩ።