Sesungguhnya Allah mengharamkan kezaliman atas diri-Nya dan Allah mengharamkannya pula atas kalian
Imam Ahmad : 9202
حَدَّثَنَا يَحْيَى بْنُ سَعِيدٍ عَنْ عُبَيْدِ اللَّهِ قَالَ حَدَّثَنِي سَعِيدُ بْنُ أَبِي سَعِيدٍ عَنْ أَبِي هُرَيْرَةَ قَالَ قَالَ النَّبِيُّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ إِيَّاكُمْ وَالظُّلْمَ فَإِنَّ الظُّلْمَ ظُلُمَاتٌ عِنْدَ اللَّهِ يَوْمَ الْقِيَامَةِ وَإِيَّاكُمْ وَالْفُحْشَ فَإِنَّ اللَّهَ لَا يُحِبُّ الْفُحْشَ وَالتَّفَحُّشَ وَإِيَّاكُمْ وَالشُّحَّ فَإِنَّهُ دَعَا مَنْ قَبْلَكُمْ فَاسْتَحَلُّوا مَحَارِمَهُمْ وَسَفَكُوا دِمَاءَهُمْ وَقَطَّعُوا أَرْحَامَهُمْ حَدَّثَنَا يَحْيَى بْنُ سَعِيدٍ الْأُمَوِيُّ قَالَ حَدَّثَنَا عُبَيْدُ اللَّهِ عَنْ سَعِيدِ بْنِ أَبِي سَعِيدٍ عَنْ أَبِيهِ عَنْ أَبِي هُرَيْرَةَ قَالَ قَالَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ إِذَا زَنَتْ خَادِمُ أَحَدِكُمْ فَذَكَرَ مَعْنَى الْحَدِيثِ يَعْنِي لِيَحْيَى بْنِ سَعِيدٍ الْقَطَّانِ عَنْ عُبَيْدِ اللَّهِ قَالَ حَدَّثَنَا يَحْيَى الْقَطَّانُ عَنْ ابْنِ عَجْلَانَ قَالَ حَدَّثَنَا سَعِيدٌ عَنْ أَبِي هُرَيْرَةَ قَالَ قَالَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ إِيَّاكُمْ وَالظُّلْمَ وَذَكَرَ الْحَدِيثَ
ነጊሩና ኣሎ [ያሕያ ቢን ሰዒድ] ካብ [ዑበይዲላህ] ነጊሩና ኣሎ [ሰዒድ ቢን ኣቢ ሰዒድ] ካብ [ኣቡ ሑረይራ] ከምዚ ኢሉ፤ ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ በለ:- በደል ኣይትግበር: ምኽንያቱ በደል ኣብ መዓልቲ ቂያም ኣብ ቅድሚ ኣላህ ጸልማት ስለ ዝኸውን: ኣላህ ጽያፍን ጨካን ተግባራትን ስለ ዘይፈቱ ክፉእ ኣይትግበሩ: ሕሰም ኣይትግበሩ: ምኽንያቱ ንሱ እዩ ኣብቶም ቅድሜኹም ዝነበሩ ጉድኣት ዘውረደ: ምእንቲ ክብሪ ከሊኦም: ደም ኣፍሲሶም: ናይ ዕርክነት ማእሰርቶም ሰቢሮም:: ነጊሩና ኣሎ [ያሕያ ቢን ሰዒድ ኣል ኡማዊ] ከምዚ ኢሉ: ካብ [ሰዒድ ቢን ኣቢ ሰዒድ] ካብ ኣቡኡ ካብ [ኣቡ ሑረይራ] ነጊሩና ኣሎ [ዑበይዱላህ] ኢሉ፤ ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ ኢሎም:- ባርያ ናይ ሓደ ካባኻትኩም እንተዘሚቱ: ሽዑ ትርጉም ናይቲ ኣብ ላዕሊ ዘሎ ሓዲስ ጠቒሱ: ማለት ሓዲስ ያሕያ ቢን ሰዒድ ኣልቃጽታን ካብ ኡበይዲላ:: ነጊሩና ኣሎ [ያሕያ ኣል ቃጽታን] ካብ [ኢብን ዓጅላን] ነጊሩና [ሰዒድ] ካብ [ኣቡ ሑረይራ]፣ ከምዚ ኢሉ፤ ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ ኢሉ: በደል ኣይትግበር...’ ድሕሪኡ ነዛ ኣብ ላዕሊ ዘላ ሓዲስ ጠቒስዋ።
Hadith Corroboration :
Imam Ahmad : 5103, 5388, 5404, 5568, 5929, 5933, 6157, 6199, 6542, 7756, 9202, 11511, 12606, 13937, 13943, 15444, 16029, 16047, 16127, 16809, 18798, 18799, 19397, 19405, 19767, 19768, 20451, 22129, 22145
Imam Bukhari : 459, 2262, 2263, 2264, 2265, 2266, 2267, 5567, 6437, 6438
Imam Muslim : 4674, 4675, 4676, 4677, 4681, 4684
Imam Abu Dawud : 2834, 4248
Imam Tirmidzi : 1346, 1850, 1851, 1953, 2181
Imam Nasa'i : 2513
Imam Ibnu Majah : 2110, 2237
Imam Darimi : 2404, 2635