Revert to Islam, click here
ISLAM AL-HAQ: QURAN & HADITH
(The True Islam)



Imam Ahmad : 1704

حَدَّثَنَا يَزِيدُ بْنُ أَبِي حَكِيمٍ الْعَدَنِيُّ حَدَّثَنِي الْحَكَمُ يَعْنِي ابْنَ أَبَانَ قَالَ سَمِعْتُ عِكْرِمَةَ يَقُولُ قَالَ الْفَضْلُ بْنُ عَبَّاسٍ لَمَّا أَفَاضَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ وَأَنَا مَعَهُ فَبَلَغْنَا الشِّعْبَ نَزَلَ فَتَوَضَّأَ ثُمَّ رَكِبْنَا حَتَّى جِئْنَا الْمُزْدَلِفَةَ

ነጊሩና ኣሎ [ያዚድ ቢን ኣቡ ሓኪም ኣል ኣዳኒ] ነጊሩኒ ኣሎ [ኣል ሓካም] ማለት ኢብን ኣባን ከምዚ ኢሉ፤ ['ኢክሪማ] ክብል ሰሚዐ፤ [ኣልፋድል ቢን ዓባስ] ከምዚ በለ:- ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ካብ -ዓራፋ- ክወጽእ ምስ ተጓየየ ኣብቲ ግዜ እቲ ኣነ ምስኡ ነይረ። ኣብ ሓደ ጎልጎል ምስ በጻሕና ደው ኢሉ ውዱቕ ገበረ፡ ድሕሪኡ ናብ ሙዝዳሊፋ ክሳብ እንበጽሕ ጉዕዞና ንድሕሪት ቀጸልና።