Revert to Islam, click here
ISLAM AL-HAQ: QURAN & HADITH
(The True Islam)



Rasulullah memerintahkan mereka untuk mendatangi unta dan meminum air seni dan susunya

Imam Muslim : 3162

و حَدَّثَنَا يَحْيَى بْنُ يَحْيَى التَّمِيمِيُّ وَأَبُو بَكْرِ بْنُ أَبِي شَيْبَةَ كِلَاهُمَا عَنْ هُشَيْمٍ وَاللَّفْظُ لِيَحْيَى قَالَ أَخْبَرَنَا هُشَيْمٌ عَنْ عَبْدِ الْعَزِيزِ بْنِ صُهَيْبٍ وَحُمَيْدٍ عَنْ أَنَسِ بْنِ مَالِكٍ أَنَّ نَاسًا مِنْ عُرَيْنَةَ قَدِمُوا عَلَى رَسُولِ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ الْمَدِينَةَ فَاجْتَوَوْهَا فَقَالَ لَهُمْ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ إِنْ شِئْتُمْ أَنْ تَخْرُجُوا إِلَى إِبِلِ الصَّدَقَةِ فَتَشْرَبُوا مِنْ أَلْبَانِهَا وَأَبْوَالِهَا فَفَعَلُوا فَصَحُّوا ثُمَّ مَالُوا عَلَى الرُّعَاةِ فَقَتَلُوهُمْ وَارْتَدُّوا عَنْ الْإِسْلَامِ وَسَاقُوا ذَوْدَ رَسُولِ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ فَبَلَغَ ذَلِكَ النَّبِيَّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ فَبَعَثَ فِي أَثَرِهِمْ فَأُتِيَ بِهِمْ فَقَطَعَ أَيْدِيَهُمْ وَأَرْجُلَهُمْ وَسَمَلَ أَعْيُنَهُمْ وَتَرَكَهُمْ فِي الْحَرَّةِ حَتَّى مَاتُوا

[ያሕያ ቢን ያህያ ኣት ታሚሚ]ን [ኣቡበከር ቢን ኣቡ ስያይባን] ክልቲኦም ካብ [ሑስያም] ነጊሩና ኣሎ እዚ ድማ ናይ ያህያ ላፋድዝ እዩ ኢሉ፤ ሑስያም ካብ [ዓብዱል ዓዚዝ ቢን ሹሃይብ] ከምኡ’ውን [ሑመይድ] ካብ [ኣናስ ቢን ማሊክ]፣ ገለ ሰባት ካብ ቀቢላ ኡሬና ምስ ረሱል ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ንምርኻብ ናብ መዲና ከም ዝኸዱ ሓቢሩና ኣሎ። ኣብ መዲና ምስ በጽሑ፡ እቲ ኣብ መዲና ዝነበረ ኣየር ንጥዕነኦም ስለዘይምችእ ሓሚሞም። ስለዚ ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዎሰላም 'እንተደሊኹም ናብ ኣግማል ምጽዋት -ዘካት ኣግማል- ኪዱ ድሕሪኡ ጸባኦምን ሽንቲኦምን ስተዩ' በሎም። ብድሕሪኡ ብነቢ ሰለላሁ ዓለይሂ ዎሰላም ዝመኸሮም ገበሩ : መሊሶም ጥዕና ምእንቲ ክረኽቡ። ድሕሪ ቁሩብ ግዜ ግን ነቶም ጓሶት ኣግማል ኣጥቂዖም ቀተልዎ። ብድሕሪኡ ካብ እስልምና ክሒዶም፡ ኣግማል ናይ ነቢ ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም እውን ሒዞም። እዚ ፍጻመ ንነቢ ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ተሓቢሩ፡ ድሕሪኡ ክሳብ ዝረኽቡ ክሃድኑዎም ኣዘዞም። ኣብ ቅድሚኡ ምስ በጽሑ፡ ኣእዳዎምን ኣእጋሮምን ክቑረጹ፡ ድሕሪኡ ኣዒንቶም ክቑረጹ ኣዘዘ፡ ድሕሪኡ ድማ ክሳብ ዝሞቱ ንውዑይ ጸሓይ ክቃልዑ ተገደፉ።

Hadith Corroboration :

Imam Ahmad : 11600, 12178, 12207, 12276, 12354, 12468, 12572, 12654, 12961, 13549, 13572
Imam Bukhari : 226, 1405, 2795, 3244, 3871, 3872, 5253, 5254, 5286, 6304, 6305, 6306, 6307, 6390
Imam Muslim : 3162, 3163, 3164
Imam Abu Dawud : 3798, 3799, 3801
Imam Tirmidzi : 68
Imam Nasa'i : 303, 304, 3958, 3959, 3960, 3961, 3962, 3963, 3964, 3965, 3966, 3967, 3968, 3969, 3970, 3971, 3972, 3974, 3975
Imam Ibnu Majah : 2568, 2569, 3494