Revert to Islam, click here
ISLAM AL-HAQ: QURAN & HADITH
(The True Islam)



"Bakarlah jasadku, debunya buang ke angin"

Imam Bukhari : 3219

حَدَّثَنَا أَبُو الْوَلِيدِ حَدَّثَنَا أَبُو عَوَانَةَ عَنْ قَتَادَةَ عَنْ عُقْبَةَ بْنِ عَبْدِ الْغَافِرِ عَنْ أَبِي سَعِيدٍ رَضِيَ اللَّهُ عَنْهُ عَنْ النَّبِيِّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ أَنَّ رَجُلًا كَانَ قَبْلَكُمْ رَغَسَهُ اللَّهُ مَالًا فَقَالَ لِبَنِيهِ لَمَّا حُضِرَ أَيَّ أَبٍ كُنْتُ لَكُمْ قَالُوا خَيْرَ أَبٍ قَالَ فَإِنِّي لَمْ أَعْمَلْ خَيْرًا قَطُّ فَإِذَا مُتُّ فَأَحْرِقُونِي ثُمَّ اسْحَقُونِي ثُمَّ ذَرُّونِي فِي يَوْمٍ عَاصِفٍ فَفَعَلُوا فَجَمَعَهُ اللَّهُ عَزَّ وَجَلَّ فَقَالَ مَا حَمَلَكَ قَالَ مَخَافَتُكَ فَتَلَقَّاهُ بِرَحْمَتِهِ وَقَالَ مُعَاذٌ حَدَّثَنَا شُعْبَةُ عَنْ قَتَادَةَ سَمِعْتُ عُقْبَةَ بْنَ عَبْدِ الْغَافِرِ سَمِعْتُ أَبَا سَعِيدٍ الْخُدْرِيَّ عَنْ النَّبِيِّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ

ተነጊሩና ኣሎ [ኣቡ ኣል ወሊድ] ነጊሩና ኣሎ [ኣቡ ዓዋና] ካብ [ቃታዳ] ካብ [ዑቕባ ቢን ዓብዱልጋፊር] ካብ [ኣቡ ሰዒድ ራድሊያላሁ ዓንሁ] ካብ ነቢ ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም: ‘ካብቶም ህዝቢ ቅድሜኹም ሓደ ሰብኣይ ነይሩ ኣላህ ዓቢ ሃብቲ ህያብ ዝሃቦ። እቲ ሰብኣይ -ንቤተሰቡ- ንሞት ክቐርብ ከሎ፤ ‘ኣነ ኣብ ቅድሜኻ እንታይ ዓይነት ኣቦ እየ?’። ንሳቶም ድማ፤ 'ሕያዋይ ኣቦ'። እቲ ሰብኣይ ደጊሙ፤ ‘ዝኾነ ሰናይ ተግባር ሰሪሐ ኣይፈልጥን። ስለዚ እንተ ሞይተ ስጋይ ኣቃጺለ፡ ሽዑ ሓመድ ስጋይ ኣኪብካ ኣብታ ብርቱዕ ንፋስ ዝመጸላ መዓልቲ ደርብዮ'። ሽዑ ስድርኡ ከምቲ ዝኣዘዞ ገበሩ። - ድሒሩ ኣብ መዓልቲ ቅያማት- ኣላህ ዓዛ ዋጃላ ሓመድ ኣካላቱ ኣኪቡ ከምዚ በለ: 'እንታይ እዩ ከምኡ ክትገብር ኣዚዝካ?' እቲ ሰብ ድማ፤ 'ምኽንያቱ ስለ ዝፈርሐካ'። ኣብ መወዳእታ እቲ ሰብ ምስ ኣላህ ታዓላ ተራኺቡ ካብኡ ምሕረት ተቐበለ'። ከምኡ ውን [ሙዓድዝ] ከምዚ በለ: ኣነ [ስዩባህ] ካብ [ቃታዳ] ነጊረና ኣለኹ [ዑቕባ ቢን ዓብዱልጋፊር] ሰሚዐ: [ኣቡ ሰዒድ ኣል ኹድሪ] ካብ ነቢ ሰለላሁ ዓሌሂ ዋሰላም ሰሚዐ::

Hadith Corroboration :

Imam Ahmad : 15, 3597, 7327, 7697, 10674, 10704, 11237, 11312, 19160, 19161, 19171, 19184, 19189, 22169
Imam Bukhari : 3219, 3220, 3222, 5999, 6000, 6952, 6954
Imam Muslim : 4949, 4950, 4952
Imam Ibnu Majah : 4245
Imam Malik : 506