Pengumuman di Mina pada hari Nahar bahwa orang Musyrik tidak boleh berhaji setelah tahun ini
Imam Bukhari : 356
حَدَّثَنَا إِسْحَاقُ قَالَ حَدَّثَنَا يَعْقُوبُ بْنُ إِبْرَاهِيمَ قَالَ حَدَّثَنَا ابْنُ أَخِي ابْنِ شِهَابٍ عَنْ عَمِّهِ قَالَ أَخْبَرَنِي حُمَيْدُ بْنُ عَبْدِ الرَّحْمَنِ بْنِ عَوْفٍ أَنَّ أَبَا هُرَيْرَةَ قَالَبَعَثَنِي أَبُو بَكْرٍ فِي تِلْكَ الْحَجَّةِ فِي مُؤَذِّنِينَ يَوْمَ النَّحْرِ نُؤَذِّنُ بِمِنًى أَنْ لَا يَحُجَّ بَعْدَ الْعَامِ مُشْرِكٌ وَلَا يَطُوفَ بِالْبَيْتِ عُرْيَانٌ قَالَ حُمَيْدُ بْنُ عَبْدِ الرَّحْمَنِ ثُمَّ أَرْدَفَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ عَلِيًّا فَأَمَرَهُ أَنْ يُؤَذِّنَ بِبَرَاءَةٌ قَالَ أَبُو هُرَيْرَةَ فَأَذَّنَ مَعَنَا عَلِيٌّ فِي أَهْل مِنًى يَوْمَ النَّحْرِ لَا يَحُجُّ بَعْدَ الْعَامِ مُشْرِكٌ وَلَا يَطُوفُ بِالْبَيْتِ عُرْيَانٌ
ነጊሩና ኣሎ [ኢስሃቅ] ኢሉ፡ ነጊሩና ኣሎ [ያዕቁብ ቢን ኢብራሂም] ኢሉ፡ ነጊሩና ኣሎ [ወዲ ሓው ኢብን ሺሃብ] ካብ [ኣኮኡ] ኢሉ፡ ነጊሩኒ ኣሎ [ሑማይድ ቢን ዓብዱራሕማን ቢን ዓውፍ] [ኣቡ ሑረይራ] ብመዓልቲ ናህር -ዒድ ኣል-ዓድሃ- ኣቡበከር ናብ ዘ... ኣዋጅ ኣብ ግዜ ሓጅ፡ ኣብ ሚና ድሕሪ እዚ ዓመት ሙሽሪካውያን ሓጅ ክገብሩ ከምዘይብሎምን ዕርቃኖም ወጺኦም ተዋፍ ክገብሩ ከምዘይብሎምን ኣፍሊጥና ነይርና'። ሑመይድ ቢን ዓብዱራሕማን ከምዚ በለ: ሽዑ ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ንዓሊ ኣብ ከረን ተሰኪሙ ፊደል ኣል ባራዓ -ኣት-ጠውባ- ከበስር ኣዘዞ። ኣቡ ሑረይራ ድማ "ድሕሪኡ ዓሊ ኣብ መዓልቲ ናሃር ንህዝቢ ሚና ምሳና ኣፍለጠ፣ ድሕሪ እዚ ዓመት እዚ ሙሽሪካውያን ሓጅ ከምዘይገብሩን ዕርቃኖም ወጺኦም ተዋፍ ከምዘይፍጽሙን ኣፍለጠ"።