Keutamaan kota Mekkah: Negeri ini telah Allah haramkan semenjak Dia menciptakan langit dan bumi
Imam Ibnu Majah : 3100
حَدَّثَنَا مُحَمَّدُ بْنُ عَبْدِ اللَّهِ بْنِ نُمَيْرٍ حَدَّثَنَا يُونُسُ بْنُ بُكَيْرٍ حَدَّثَنَا مُحَمَّدُ بْنُ إِسْحَقَ حَدَّثَنَا أَبَانُ بْنُ صَالِحٍ عَنْ الْحَسَنِ بْنِ مُسْلِمِ بْنِ يَنَّاقٍ عَنْ صَفِيَّةَ بِنْتِ شَيْبَةَ قَالَتْسَمِعْتُ النَّبِيَّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ يَخْطُبُ عَامَ الْفَتْحِ فَقَالَ يَا أَيُّهَا النَّاسُ إِنَّ اللَّهَ حَرَّمَ مَكَّةَ يَوْمَ خَلَقَ السَّمَوَاتِ وَالْأَرْضَ فَهِيَ حَرَامٌ إِلَى يَوْمِ الْقِيَامَةِ لَا يُعْضَدُ شَجَرُهَا وَلَا يُنَفَّرُ صَيْدُهَا وَلَا يَأْخُذُ لُقْطَتَهَا إِلَّا مُنْشِدٌ فَقَالَ الْعَبَّاسُ إِلَّا الْإِذْخِرَ فَإِنَّهُ لِلْبُيُوتِ وَالْقُبُورِ فَقَالَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ إِلَّا الْإِذْخِرَ
ነጊሩና ኣሎ [መሓመድ ቢን ዓብደላ ቢን ኑሜር] ነጊሩና ኣሎ [ዩኑስ ቢን ቡካይር] ነጊሩና ኣሎ [መሓመድ ቢን ኢስሓቕ] ነጊሩና ኣሎ [ኣባን ቢን ሳልሕ] ካብ [ኣል ሓሰን ቢን ሙስሊም ቢን ያናቅ] ካብ [ሻፍያ ቢንት ስያይባ] ከምዚ ኢሉ ኣሎ፡ ‘ነቢ ሰለላሁ ዓለይሂ ወሳላም ኣብ ግዜ ምውራር ሰሚዐዮ ኣብ ከተማ መካ፡ ከምዚ በለ:- ኣቱም ህዝቢ ብርግጽ ኣላህ ካብ ምፍጣር ሰማያትን ምድርን ሓራም -ኣጽሪዩ- መካ እዩ: ክሳብ መዓልቲ ቂያም ድማ ቅዱስ እዩ፤ እቲ ገረብ ካብ ሱሩ ኣይምንጩን፣ እቲ ዝሃደነ እንስሳ ኣይስጎግን እቲ ዝተረኽበ ድማ ብዘይካ እቲ ከበስር ዝደሊ ሰብ ኣይውሰድን’። 'ኣባስ 'ብዘይካ ኢድዝኪር ብሓቂ ንኣባይትን መቓብርን እዩ' ኢሉ። ረሱሉላህ ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ ኢሉ : ብዘይካ ኢድዝኪር ።