Barangsiapa meminum khamer, maka tidak akan diterima shalatnya selama empat puluh hari
Imam Tirmidzi : 1785
حَدَّثَنَا قُتَيْبَةُ حَدَّثَنَا جَرِيرُ بْنُ عَبْدِ الْحَمِيدِ عَنْ عَطَاءِ بْنِ السَّائِبِ عَنْ عَبْدِ اللَّهِ بْنِ عُبَيْدِ بْنِ عُمَيْرٍ عَنْ أَبِيهِ قَالَ قَالَ عَبْدُ اللَّهِ بْنُ عُمَرَقَالَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ مَنْ شَرِبَ الْخَمْرَ لَمْ يَقْبَلْ اللَّهُ لَهُ صَلَاةً أَرْبَعِينَ صَبَاحًا فَإِنْ تَابَ تَابَ اللَّهُ عَلَيْهِ فَإِنْ عَادَ لَمْ يَقْبَلْ اللَّهُ لَهُ صَلَاةً أَرْبَعِينَ صَبَاحًا فَإِنْ تَابَ تَابَ اللَّهُ عَلَيْهِ فَإِنْ عَادَ لَمْ يَقْبَلْ اللَّهُ لَهُ صَلَاةً أَرْبَعِينَ صَبَاحًا فَإِنْ تَابَ تَابَ اللَّهُ عَلَيْهِ فَإِنْ عَادَ الرَّابِعَةَ لَمْ يَقْبَلْ اللَّهُ لَهُ صَلَاةً أَرْبَعِينَ صَبَاحًا فَإِنْ تَابَ لَمْ يَتُبْ اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَقَاهُ مِنْ نَهْرِ الْخَبَالِ قِيلَ يَا أَبَا عَبْدِ الرَّحْمَنِ وَمَا نَهْرُ الْخَبَالِ قَالَ نَهْرٌ مِنْ صَدِيدِ أَهْلِ النَّارِقَالَ أَبُو عِيسَى هَذَا حَدِيثٌ حَسَنٌ وَقَدْ رُوِيَ نَحْوُ هَذَا عَنْ عَبْدِ اللَّهِ بْنِ عَمْرٍو وَابْنِ عَبَّاسٍ عَنْ النَّبِيِّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ
ነጊሩና ኣሎ [ቁታይባ]፣ ነጊሩና ኣሎ [ጃሪር ቢን ዓብዱል ሓሚድ] ካብ [ኣታ` ቢን ኣስ ሳዒብ] ካብ [ዓብደላ ቢን ዑሜር] ካብ [ኣቡኡ] ኢሉ፤ [ዓብደላ ቢን ዑመር] ከምዚ ኢሉ፤ ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ ኢሎም:- ኸምር ዝሰተየ ኣላህ ንኣርብዓ መዓልቲ ጸሎቱ ኣይቅበሎን: እንተ ተነሲሑ ኣላህ ጣባኡ ይቕበሎ:: እንተኾነ ደጊሙ እንተገይርዎ ሽዑ ኣላህ ንኣርብዓ መዓልቲ ጸሎቱ ኣይቅበሎን እዩ ፡ እንተ ተነሲሑ ሽዑ ኣላህ ጣባኡ ይቕበሎ ፡ ዳግማይ እንተገይርዎ ግን ድሕሪ ደጊም ኣላህ ንኣርብዓ መዓልቲ ጸሎቱ ኣይቅበሎን ፡ እንተ ተነሲሑ ኣላህ ጣባኡ ይቕበሎ ። ንራብዓይ ግዜ እንደገና እንተገይርዎ ሽዑ ኣላህ ንኣርብዓ መዓልቲ ጸሎቱ ኣይቅበሎን እዩ። ብድሕሪኡ ድማ ቶባ እንተ ኣቢሉ ኣላህ ጣባኡ ኣይቅበሎን ኢዩ፡ ካብ ሩባ ከባል ድማ መስተ ይወሃቦ'። ሽዑ ‘ኦ ኣቡ ዓብዱራሕማን ሩባ ኣል ኸባል ድዩ?’ ኢሉ ሓተተ። ንሱ ድማ 'ካብ ነበርቲ ሲኦል ዝመጽእ ሩባ ቁስሊ እዩ' ኢሉ መለሰሉ። ኣቡ ዒሳ ከምዚ ኢሎም፤ እዚ ናይ ሓሰን ሓዲስ እዩ። ከምኡ ውን ተነጊሩ ኣሎ ንኣብነት እዚ ሓዲስ ካብ ዓብደላ ቢን ዓምርን ኢብን ዓባስን ካብ ነቢ ሰለላሁ ዓለይሂ ዎሰላም ።
Hadith Corroboration :
Imam Ahmad : 4415, 4416, 4598, 4599, 4631, 5390, 5472, 5557, 5903, 5941, 6450, 9174, 11656, 11751, 14351, 18817, 18842, 18895, 18908, 22953, 23511, 23843, 24396, 24704, 25416
Imam Bukhari : 235, 3997, 5157, 5158, 5169
Imam Muslim : 3727, 3728, 3729, 3730, 3731, 3732, 3733, 3734, 3735
Imam Abu Dawud : 3194, 3195, 3196, 3197, 3198, 3199, 3200, 3201, 3202
Imam Tirmidzi : 1784, 1785, 1786, 1787, 1788, 1789
Imam Nasa'i : 5488, 5489, 5490, 5491, 5492, 5493, 5494, 5497, 5498, 5499, 5500, 5501, 5503, 5504, 5505, 5507, 5508, 5509, 5510, 5511, 5512, 5587, 5591, 5592, 5603, 5604, 5605, 5613, 5632
Imam Ibnu Majah : 3377, 3378, 3379, 3380, 3381, 3382, 3383, 3396
Imam Malik : 1331
Imam Darimi : 2005, 2006