Air itu suci, tidak ada sesuatu pun yang dapat menajiskannya
Imam Abu Dawud : 62
حَدَّثَنَا مُسَدَّدٌ حَدَّثَنَا أَبُو الْأَحْوَصِ حَدَّثَنَا سِمَاكٌ عَنْ عِكْرِمَةَ عَنْ ابْنِ عَبَّاسٍ قَالَاغْتَسَلَ بَعْضُ أَزْوَاجِ النَّبِيِّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ فِي جَفْنَةٍ فَجَاءَ النَّبِيُّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ لِيَتَوَضَّأَ مِنْهَا أَوْ يَغْتَسِلَ فَقَالَتْ لَهُ يَا رَسُولَ اللَّهِ إِنِّي كُنْتُ جُنُبًا فَقَالَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ إِنَّ الْمَاءَ لَا يُجْنِبُ
ነጊሩና ኣሎ [ሙሳዳድ] ነጊሩና ኣሎ [ኣቡ ኣል ኣህዋሽ] ነጊሩና ኣሎ [ስማዕ] ካብ [ኢክሪማ] ካብ [ኢብን ዓባስ] ኢሉ፤ ሓንቲ ካብ ኣንስቲ ናይ ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ሓደ ግዜ ኣብ ዓቢ ባልጃ ተሓጺባ ኔራ ፡ ድሕሪኡ ነቢ ሰለላሁ ዓለይሂ ዎሰላም ካብቲ ባልጃ ውዱእ ክገብሩ ወይ ክሕጸቡ መጺኦም ፡ ስለዚ ከምዚ በላ ; 'ኦ ረሱል ብሓቂ ኣነ ጁኑብ እየ ነይረ'። ስለዚ ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ ኢሎም : ብሓቂ ማይ ጁኑብ ኣይኮነን ።