Hadith Representative
Wahai Bilal, berdirilah dan serulah manusia untuk shalat
Imam Abu Dawud : 4334حَدَّثَنَا مُحَمَّدُ بْنُ كَثِيرٍ أَخْبَرَنَا إِسْرَائِيلُ حَدَّثَنَا عُثْمَانُ بْنُ الْمُغِيرَةِ عَنْ سَالِمِ بْنِ أَبِي الْجَعْدِ عَنْ عَبْدِ اللَّهِ بْنِ مُحَمَّدِ ابْنِ الْحَنَفِيَّةِ قَالَانْطَلَقْتُ أَنَا وَأَبِي إِلَى صِهْرٍ لَنَا مِنْ الْأَنْصَارِ نَعُودُهُ فَحَضَرَتْ الصَّلَاةُ فَقَالَ لِبَعْضِ أَهْلِهِ يَا جَارِيَةُ ائْتُونِي بِوَضُوءٍ لَعَلِّي أُصَلِّي فَأَسْتَرِيحَ قَالَ فَأَنْكَرْنَا ذَلِكَ عَلَيْهِ فَقَالَ سَمِعْتُ رَسُولَ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ يَقُولُ قُمْ يَا بِلَالُ فَأَرِحْنَا بِالصَّلَاةِ
ነጊሩና ኣሎ [መሓመድ ቢን ካቲር] ኢሉ፡ ነጊሩና ኣሎ [እስራኤል] ኢሉ፡ ነጊሩና ኣሎ [ዑስማን ኢብኑል ሙጊራ] ካብ [ሳሊም ቢን ኣቡል ጃዕድ] ካብ [ዓብደላ ቢን መሓመድ ኢብኑል ሓናፊያ] ከምዚ ኢሉ፡ ‘ኣነን ኣቦይን ካብ መንጎ ኣንሳራት ናብ ገዛ ሓደ ካብ [ኣዝማድና] ክንበጽሕ ከድና። ግዜ ጸሎት ምስ በጽሐ ንገለ ካብ ስድርኡ 'ኦ ጓል ኣንስተይቲ ባርያይ ምእንቲ ክጽሊን ከዕርፍን ማይ ውዱእ ኣምጽኣለይ' በሎም። ዓብደላ ከምዚ በሎ እምበኣር ነቲ ዝበሎ ክሒድናዮ፡ ኣብ ክንድኡ ግን ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዎሰላም ከምዚ ክብሉ ሰሚዐዮም: ኦ ቢላል ደው በል! ብጸሎት ከዕርፍ ግበረና'።