Hadith Representative
Memberi sesuatu sementara tidak memberi fulan sedikitpun padahal dia adalah seorang mukmin
Imam Abu Dawud : 4065حَدَّثَنَا أَحْمَدُ بْنُ حَنْبَلٍ حَدَّثَنَا عَبْدُ الرَّزَّاقِ ح و حَدَّثَنَا إِبْرَاهِيمُ بْنُ بَشَّارٍ حَدَّثَنَا سُفْيَانُ الْمَعْنَى قَالَا حَدَّثَنَا مَعْمَرٌ عَنْ الزُّهْرِيِّ عَنْ عَامِرِ بْنِ سَعْدٍ عَنْ أَبِيهِأَنَّ النَّبِيَّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ قَسَمَ بَيْنَ الْمُسْلِمِينَ قَسْمًا فَقُلْتُ أَعْطِ فُلَانًا فَإِنَّهُ مُؤْمِنٌ قَالَ أَوْ مُسْلِمٌ إِنِّي لَأُعْطِي الرَّجُلَ الْعَطَاءَ وَغَيْرُهُ أَحَبُّ إِلَيَّ مِنْهُ مَخَافَةَ أَنْ يُكَبَّ عَلَى وَجْهِهِ
ነጊሩና ኣሎ [ኣሕመድ ቢን ሓንባል] ኢሉ፡ ነጊሩና ኣሎ [ዓብዱራዛቅ]። -ብኻልእ መንገዲ ይግለጽ- ነጊሩና ኣሎ [ኢብራሂም ቢን በሲያር] ኢሉ፡ ነጊሩና ኣሎ [ሱፍያን] ብትርጉም፡ ክልቲኦም ገሊጾም፤ ነጊሩና ኣሎ [ማዓመር] ካብ [ኣዝ ዙህሪ] ካብ [ኣሚር ቢን ሰዓድ] ካብ [ኣቡኡ] ከምዚ ኢሉ ኣሎ፡ ‘ረሱል ሰለላሁ ዓሌይ ዋሰላም ንኣስላም ገለ ነገር ዓዲሎም’። ኣነ -ሳዕድ- ድሕሪኡ 'ኣማኒ ስለ ዝኾነ ከምዚን ከምኡን ሃቡ' በልኩ። ንሱ ድማ፡ ‘ወይስ ኣስላማይ ጥራይ ድዩ? ብርግጽ ንሰብኣይ ህያብ ክህብ ከለኹ፡ ካልእ - እቲ ዘይተዋህበ - ካባኡ ንላዕሊ ፈቲየዮ፤ እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት ድማ ገጹ ኣብ -ሲኦል-' ከይጥሕል ስለዝተጨነቐ እዩ።