Hadith Representative
Seseorang yang timbangan tidak melebihi sayap nyamuk
Imam Muslim : 4991حَدَّثَنِي أَبُو بَكْرِ بْنُ إِسْحَقَ حَدَّثَنَا يَحْيَى بْنُ بُكَيْرٍ حَدَّثَنِي الْمُغِيرَةُ يَعْنِي الْحِزَامِيَّ عَنْ أَبِي الزِّنَادِ عَنْ الْأَعْرَجِ عَنْ أَبِي هُرَيْرَةَ عَنْ رَسُولِ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ قَالَ إِنَّهُ لَيَأْتِي الرَّجُلُ الْعَظِيمُ السَّمِينُ يَوْمَ الْقِيَامَةِ لَا يَزِنُ عِنْدَ اللَّهِ جَنَاحَ بَعُوضَةٍ اقْرَءُوا { فَلَا نُقِيمُ لَهُمْ يَوْمَ الْقِيَامَةِ وَزْنًا }
ተነጊሩኒ ኣሎ [ኣቡበከር ቢን ኢስሓቕ] ነጊሩና ኣሎ [ያሕያ ቢን ቡካይር] ነጊሩኒ ኣሎ [ኣል ሙጊራ ኣል ሒዛሚ] ካብ [ኣቡ ዓዝ ዚናድ] ካብ [ኣል ዓዓራጅ] ካብ [ኣቡ ሑረይራ] ካብ ረሱሉላህ ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ ኢሉ: ብርግጽ ኣብ መዓልቲ ቅያ ሓደ ሰብ ክመጽእ እዩ ኣካሉ ስብሕቲ ግን ኣብ ምርኣይ ኣላህ ሚዛኑ ካብ ክብደት ክንፊ ሓሳኹ ኣይክሓልፍን እዩ። ነታ ጥቕሲ ኣንብባ፤ ...ንሕና ድማ ኣብ መዓልቲ ቂያም -ተግባራቶም- ኣይንመዝኖን ኢና -ኣልካህፍ: 105-።