Revert to Islam, click here
ISLAM AL-HAQ: QURAN & HADITH
(The True Islam)



Seseorang yang timbangan tidak melebihi sayap nyamuk

Imam Bukhari : 4360

حَدَّثَنَا مُحَمَّدُ بْنُ عَبْدِ اللَّهِ حَدَّثَنَا سَعِيدُ بْنُ أَبِي مَرْيَمَ أَخْبَرَنَا الْمُغِيرَةُ بْنُ عَبْدِ الرَّحْمَنِ قَالَ حَدَّثَنِي أَبُو الزِّنَادِ عَنْ الْأَعْرَجِ عَنْ أَبِي هُرَيْرَةَ رَضِيَ اللَّهُ عَنْهُعَنْ رَسُولِ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ قَالَ إِنَّهُ لَيَأْتِي الرَّجُلُ الْعَظِيمُ السَّمِينُ يَوْمَ الْقِيَامَةِ لَا يَزِنُ عِنْدَ اللَّهِ جَنَاحَ بَعُوضَةٍ وَقَالَ اقْرَءُوا{ فَلَا نُقِيمُ لَهُمْ يَوْمَ الْقِيَامَةِ وَزْنًا }وَعَنْ يَحْيَى بْنِ بُكَيْرٍ عَنْ الْمُغِيرَةِ بْنِ عَبْدِ الرَّحْمَنِ عَنْ أَبِي الزِّنَادِ مِثْلَهُ

ነጊሩና ኣሎ [መሓመድ ቢን ዓብደላ] ነጊሩና ኣሎ [ሰዒድ ቢን ኣቡ ማርያም] ነጊሩና ኣሎ [ኣል ሙጊራ ቢን ዓብዱርራሕማን] ከምዚ ኢሉ፤ ብ[ኣቡ ኣዝ ዚናድ] ካብ [ኣል ዓዓራጅ] ካብ [ኣቡ ሑረይራ ረድሊያላሁ ዓንሁ] ካብ ረሱል ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ ኢሎምኒ ኣሎ:- ብሓቂ ኣብ መዓልቲ ቂያም ሓደ ሰብ ክመጽእ እዩ ኣካላቱ ስብሒ ኮይኑ ግን ኣብ ቅድሚ ኣላህ ሚዛኑ ካብ ክብደት ኣኽናፍ ሓሳኹ ዘይበዝሕ ኢዩ። ነታ ጥቕሲ ኣንብባ፤ ...ኣብ መዓልቲ ቂያም ድማ -ግብሮም- ኣይንመዝኖን ኢና፣ -ኣልካህፍ: 105-። ከምኡ’ውን ካብ [ያሕያ ቢን ቡካይር] ካብ [ኣል ሙጊራ ቢን ዓብዱራሕማን] ካብ [ኣቡ ዓዝ ዚናድ] ምስ ተመሳሳሊ ሓዲስ።

Hadith Corroboration :


Imam Bukhari : 4360
Imam Muslim : 4991