Hadith Representative
Rahmat Allah bagi suami istri yang bangun untuk shalat malam
Imam Nasa'i : 1592أَخْبَرَنَا يَعْقُوبُ بْنُ إِبْرَاهِيمَ قَالَ حَدَّثَنَا يَحْيَى عَنْ ابْنِ عَجْلَانَ قَالَ حَدَّثَنِي الْقَعْقَاعُ عَنْ أَبِي صَالِحٍ عَنْ أَبِي هُرَيْرَةَ قَالَقَالَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ رَحِمَ اللَّهُ رَجُلًا قَامَ مِنْ اللَّيْلِ فَصَلَّى ثُمَّ أَيْقَظَ امْرَأَتَهُ فَصَلَّتْ فَإِنْ أَبَتْ نَضَحَ فِي وَجْهِهَا الْمَاءَ وَرَحِمَ اللَّهُ امْرَأَةً قَامَتْ مِنْ اللَّيْلِ فَصَلَّتْ ثُمَّ أَيْقَظَتْ زَوْجَهَا فَصَلَّى فَإِنْ أَبَى نَضَحَتْ فِي وَجْهِهِ الْمَاءَ
ሓቢሩና ኣሎ [ያዕቁብ ቢን ኢብራሂም] ኢሉ፤ ንዓና [ያሕያ] ካብ [ኢብን ዓጅላን] ኣዘንትዩልና ኣሎ ኢሉ፤ ንዓይ [ኣልቃቃዕ] ካብ [ኣቡ ሳልሕ] ካብ [ኣቡ ሑረይራ] ኣዘንትዩለይ ኣሎ ኢሉ፤ ረሱሉላሁ ዓለይሂ ወሰላም ከምዚ ኢሎም:- ረቢ ንሓደ ብለይቲ ንሰላት ዝትንስእ መንእሰይ ምሕረት ይግበረሉ: ድሕሪኡ ንሰበይቱ ክትሰግድ የበራብሮ: ንሳ ድሕር እንተበለት ሽዑ ማይ ኣብ ገጻ ይነጽግ: ኣላህ ድማ ንሰበይቲ ንለይቲ ክትሰግድ ካብ ድቃሳ ትበራበር ሽዑ ንሳ ንሰብኣያ ንጸሎት የበራብሮ: እንተድኣ ፍቓደኛ እንተኾይኑ ሽዑ ማይ ኣብ ገጹ ይነጽግ::