Revert to Islam, click here
ISLAM AL-HAQ: QURAN & HADITH
(The True Islam)



- Thaharah Tanah dan Tayamum Rasulullah tetap mengerjakan shalat ketika di ujung hidung beliau ada air bercampur tanah

Hadith Search Results :
Total Hadith : 1
Hadith Representative
Rasulullah tetap mengerjakan shalat ketika di ujung hidung beliau ada air bercampur tanah
Imam Bukhari : 1895

حَدَّثَنِي عَبْدُ اللَّهِ بْنُ مُنِيرٍ سَمِعَ هَارُونَ بْنَ إِسْمَاعِيلَ حَدَّثَنَا عَلِيُّ بْنُ الْمُبَارَكِ قَالَ حَدَّثَنِي يَحْيَى بْنُ أَبِي كَثِيرٍ قَالَ سَمِعْتُ أَبَا سَلَمَةَ بْنَ عَبْدِ الرَّحْمَنِ قَالَ سَأَلْتُ أَبَا سَعِيدٍ الْخُدْرِيَّ رَضِيَ اللَّهُ عَنْهُ قُلْتُهَلْ سَمِعْتَ رَسُولَ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ يَذْكُرُ لَيْلَةَ الْقَدْرِ قَالَ نَعَمِ اعْتَكَفْنَا مَعَ رَسُولِ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ الْعَشْرَ الْأَوْسَطَ مِنْ رَمَضَانَ قَالَ فَخَرَجْنَا صَبِيحَةَ عِشْرِينَ قَالَ فَخَطَبَنَا رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ صَبِيحَةَ عِشْرِينَ فَقَالَ إِنِّي أُرِيتُ لَيْلَةَ الْقَدْرِ وَإِنِّي نُسِّيتُهَا فَالْتَمِسُوهَا فِي الْعَشْرِ الْأَوَاخِرِ فِي وِتْرٍ فَإِنِّي رَأَيْتُ أَنِّي أَسْجُدُ فِي مَاءٍ وَطِينٍ وَمَنْ كَانَ اعْتَكَفَ مَعَ رَسُولِ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ فَلْيَرْجِعْ فَرَجَعَ النَّاسُ إِلَى الْمَسْجِدِ وَمَا نَرَى فِي السَّمَاءِ قَزَعَةً قَالَ فَجَاءَتْ سَحَابَةٌ فَمَطَرَتْ وَأُقِيمَتْ الصَّلَاةُ فَسَجَدَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ فِي الطِّينِ وَالْمَاءِ حَتَّى رَأَيْتُ أَثَرَ الطِّينِ فِي أَرْنَبَتِهِ وَجَبْهَتِهِ

ነጊሩና ኣሎ [ዓብደላ ቢን ሙኒር] ሰሚዑና [ሓሩን ቢን እስማዒል] ነጊሩና ኣሎ [ዓሊ ቢን ኣል ሙባረክ] ከም ዝበለ፣ ነጊሩኒ ኣሎ [ያህያ ቢን ኣቡ ካቲር] ኢሉ፣ [ኣቡ ሰላማ ቢን ዓብዱራሕማን] ክብሉ ሰሚዐ፤ ሓደ ግዜ [ኣቡ ሰዒድ ኣል ኹድሪ] ሓቲተዮ ነይረ፡ ‘ረሱሉላህ ሻላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ብዛዕባ ላይላቱል ቃዳር ክነግሩ ሰሚዕኩም ትፈልጡ ዶ?’ ኢለ። ንሱ ድማ ከምዚ ኢሉ መለሰ: እወ ኣብ ወርሒ ሮሞዳን ኣብ ማእከላይ ዓሰርተ ለይቲ ምስ ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ኢዕቲካፍ ጌርና። ንሱ ድማ፡ ‘ድሕሪኡ ኣብ መበል ዕስራ መዓልቲ ንግሆ ወጻእና። ከምዚ በለ:- ብድሕሪኡ ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ንጉሆ መበል ዕስራ መዓልቲ ስብከት ሂቡና ከምዚ በለ:- ብሓቂ - ብሕልሚ - ብዛዕባ ላይላቱል ቀድር ተራእየኒ ግን ልክዕ ሰዓት ረሲዐዮ:: ስለዚ እተን ናይ መወዳእታ ዓሰርተ ለይትታትን እተን ዕንደራ ለይትን ድለየን። ብርግጽ ኣብቲ ጭቃ ዝመልኦ መሬትን ማይን ሰጊደ ከም ዘለኹ ብሕልሚ ርእየ። ስለዚ ምስ ነቢ ሰለላሁ ዓለይሂ ዎሰላም ኢዕቲካፍ ዝገበረ ሰብ ድሕሪኡ ናብ ኢዕቲካፍ ይምለስ። ስለዚ ህዝቢ ናብ መስጊድ ተመልሰ። ኣብቲ ግዜ እቲ ድማ ኣብ ሰማይ ቀጢን ደበና እኳ ኣይረኣናን ክሳብ ሃንደበት ብዙሕ ደበናታት ዝመጽእ ድሕሪኡ ዝናብ ክዘንብ ጀሚሩ። ሽዑ እቲ ሰላት ተተኺሉ ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ኣብቲ ጭቃ ዝመልኦ መሬትን ማይን ሰጊዱ ክሳብ ኣብ ጫፍ ኣፍንጭኡን ግንባሩን ተረፍ ሓመድ ዝረኣኹ።

Hadith Corroboration :


Imam Ahmad : 10757
Imam Bukhari : 771, 1895, 1899
Imam Abu Dawud : 760, 777