Hadith Representative
Ukuran perhiasan seorang mukmin (di akhirat) menurut kesempurnaan wudhu nya
Imam Nasa'i : 149أَخْبَرَنَا قُتَيْبَةُ عَنْ خَلَفٍ وَهُوَ ابْنُ خَلِيفَةَ عَنْ أَبِي مَالِكٍ الْأَشْجَعِيِّ عَنْ أَبِي حَازِمٍ قَالَكُنْتُ خَلْفَ أَبِي هُرَيْرَةَ وَهُوَ يَتَوَضَّأُ لِلصَّلَاةِ وَكَانَ يَغْسِلُ يَدَيْهِ حَتَّى يَبْلُغَ إِبْطَيْهِ فَقُلْتُ يَا أَبَا هُرَيْرَةَ مَا هَذَا الْوُضُوءُ فَقَالَ لِي يَا بَنِي فَرُّوخَ أَنْتُمْ هَاهُنَا لَوْ عَلِمْتُ أَنَّكُمْ هَاهُنَا مَا تَوَضَّأْتُ هَذَا الْوُضُوءَ سَمِعْتُ خَلِيلِي صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ يَقُولُ تَبْلُغُ حِلْيَةُ الْمُؤْمِنِ حَيْثُ يَبْلُغُ الْوُضُوءُ
ንዓና [ቁጠይባ] ካብ [ከላፍ ማለት ኢብን ከሊፋ] ካብ [ኣቡ ማሊክ ኣል ኣሲጃዒ] ካብ [ኣቡ ሓዚም] ጸብጺቡልና፡ ‘ኣነ ብድሕሪ [ኣቡ ሑረይራ] ነይረ፡ ንሰላት ዝኸውን ውዱእ እናገበረ ከሎ። ኣእዳዉ ክሳብ ቅልጽሙ ሓጸበ። ኣነ ድማ ‘ኦ ኣቡ ሑረይራ! እዚ ውዱእ እንታይ እዩ? ' ንሱ ድማ 'ኦ ባኒ ፋሩኽ ኣብዚ ዲኻ? ኣቱም ሰባት ኣብዚ ከም ዘለኹም እንተ ዝፈልጥ ከምዚ ዉዱ ኣይምገበርኩን። ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ ክብሉ ሰሚዐዮም:- ስልማት ናይ ሓደ ኣማኒ ውዱእ ናብቲ ማይ ውዱእ ዝውሕዘሉ ኣካል ይበጽሕ’: