Imam Ahmad : 20756
حَدَّثَنَا سُفْيَانُ عَنْ عَمْرٍو عَنْ عَامِرِ بْنِ سَعْدٍ قَالَ جَاءَ رَجُلٌ يَسْأَلُ سَعْدًا عَنْ الطَّاعُونِ فَقَالَ أُسَامَةُ بْنُ زَيْدٍ أَنَا أُحَدِّثُكَ عَنْهُ سَمِعْتُ رَسُولَ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ يَقُولُ إِنَّ هَذَا عَذَابٌ أَوْ كَذَا أَرْسَلَهُ اللَّهُ عَلَى نَاسٍ قَبْلَكُمْ أَوْ طَائِفَةٍ مِنْ بَنِي إِسْرَائِيلَ فَهُوَ يَجِيءُ أَحْيَانًا وَيَذْهَبُ أَحْيَانًا فَإِذَا وَقَعَ بِأَرْضٍ فَلَا تَدْخُلُوا عَلَيْهِ وَإِذَا وَقَعَ بِأَرْضٍ فَلَا تَخْرُجُوا فِرَارًا مِنْهُ
[ሱፍያን] ካብ [ዓምሩ] ካብ [ዓሚር ቢን ሳዓድ] ምስ ነገረና ከምዚ ኢሉ፤ 'ሓደ መዓልቲ ሓደ ሰብኣይ መጺኡ ንሳዕድ ብዛዕባ ታ'ኡን -ኮሌራ- ሓተቶ። ሽዑ [ኡሳማ ቢን ዛይድ] ከምዚ በለ፤ ብዛዕባ ሕማም ታዑን ሓዲስ ከመሓላልፍ እየ፣ ረሱል ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ክብሉ ሰሚዐዮም: - ብሓቂ እዚ ሕማም መቕጻዕቲ እዩ ወይ ከምኡ እዩ ኣላህ ኣብ ልዕሊ እቶም ቅድሜኻ ዝነበሩ ወይ ኣብ ልዕሊ ሓደ ጉጅለ ሰባት ካብ ባኒ እስራኤል ኣውሪድዎ: እዚ ሕማም ሓደ ሓደ ግዜ ይመጽእ ሓደ ሓደ ግዜ ድማ ይጠፍእ:: እንተኾነ ግን እዚ መዓት ኣብ ሓደ ቦታ እንተ ኣጋጢሙ ሽዑ ናብቲ ቦታ ኣይትእቶ። ቦታኻ ድማ ብሕማም ታዑን እንተተሃሪሙ ድማ ካብኡ ኣይትሃድም'።