Imam Ahmad : 25942
حَدَّثَنَا عَفَّانُ وَيُونُسُ قَالَا حَدَّثَنَا حَمَّادُ بْنُ زَيْدٍ قَالَ حَدَّثَنَا مَطَرٌ عَنْ رَبِيعَةَ بْنِ أَبِي عَبْدِ الرَّحْمَنِ عَنْ سُلَيْمَانَ بْنِ يَسَارٍ عَنْ أَبِي رَافِعٍ مَوْلَى رَسُولِ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ أَنَّ رَسُولَ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ تَزَوَّجَ مَيْمُونَةَ حَلَالًا وَبَنَى بِهَا حَلَالًا وَكُنْتُ الرَّسُولَ بَيْنَهُمَا
ነጊሩና ኣሎ [ዓፋን] ከምኡ ውን [ዩኑስ] ክልቲኦም ከም ዝበሎም፣ ነጊሩና ኣሎ [ሓማድ ቢን ዛይድ] ዝበሎ፣ ነጊሩና ኣሎ [ማታር] ካብ [ረቢዓ ቢን ኣቡ ዓብዱራሕማን] ካብ [ሱሌማን ቢን ያሳር] ካብ [ኣቡ ራፊ’] ባርያ ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ነበር፣ ረሱሉላህ ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከም ዝነበረ ድሕሪ እቲ ተሃሉል -ካብ ሓጅ ምስ ተዛዘመ- ንማይሙና ተመርዕዩ፡ ሓላል ምስ ኮነ ድማ ተመርዕዩዎ፡ ኣነ ድማ ኣብ መንጎ ክልቲኦም መተሓላለፊ እየ ነይረ'።