Shalat Fajar wanita mu'minat tertutup kerudung, kembali ke rumah
Imam Ahmad : 24915
حَدَّثَنَا عُثْمَانُ بْنُ عُمَرَ حَدَّثَنَا يُونُسُ عَنِ الزُّهْرِيِّ عَنْ عُرْوَةَ عَنْ عَائِشَةَ أَنَّ نِسَاءً مِنْ الْمُؤْمِنَاتِ كُنَّ يَشْهَدْنَ مَعَ رَسُولِ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ الصُّبْحَ ثُمَّ يَنْقَلِبْنَ مُتَلَفِّعَاتٍ بِمُرُوطِهِنَّ إِلَى بُيُوتِهِنَّ مَا يُعْرَفْنَ مِنْ الْغَلَسِ
ነጊሩና ኣሎ [ዑስማን ቢን ዑመር] ነጊሩና ኣሎ [ዩኑስ] ካብ [ኣዙሪ] ካብ [ዑርዋ] ካብ [ዓይስያ] ሓደ ጉጅለ ኣመንቲ ደቂ ኣንስትዮ ከም ዝነበራ፣ ምስ ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ሰላት ንግሆ ከም ዝገበራ፣ ድሕሪኡ ንድሕሪት ተመሊሰን ንርእሰን -ንባዕለን- ብጨርቃን ተሸፊነን ክሳብ ኣብቲ ገዛ ዝበጽሕ፣ ዳግማይ ክለለያ ስለ ዘይከኣላ ገና ጸልማት እዩ ነይሩ’።