Imam Ahmad : 24468
حَدَّثَنَا عَبْدُ الرَّزَّاقِ قَالَ أَخْبَرَنَا ابْنُ جُرَيْجٍ عَنِ ابْنِ طَاوُسٍ عَنْ أَبِيهِ أَنَّهُ كَانَ يَقُولُ بَعْدَ التَّشَهُّدِ فِي الْعِشَاءِ الْآخِرَةِ كَلِمَاتٍ كَانَ يُعَظِّمُهُنَّ جِدًّا يَقُولُ أَعُوذُ بِاللَّهِ مِنْ عَذَابِ جَهَنَّمَ وَأَعُوذُ بِاللَّهِ مِنْ شَرِّ الْمَسِيحِ الدَّجَّالِ وَأَعُوذُ بِاللَّهِ مِنْ عَذَابِ الْقَبْرِ وَأَعُوذُ بِاللَّهِ مِنْ فِتْنَةِ الْمَحْيَا وَالْمَمَاتِ قَالَ كَانَ يُعَظِّمُهُنَّ وَيَذْكُرُهُنَّ عَنْ عَائِشَةَ عَنْ النَّبِيِّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ
[ዓብዱራዛቅ] ምስ ነገረና ከምዚ ኢሉ፤ ከም ዝበሎ ካብ [ኢብን ታውስ] ካብ [ኣቡኡ] ጸብጺቡልና ኣሎ [ኢብኑ ጁራይጅ]፤ ድሕሪ ናይ መወዳእታ ታስያሁድ ናይ ዒሻ ሰላት፡ ሓያሎ ሓረጋት ነበሩ ኣዚዩ ዘመስገኖም፡ ኣዕዑድዙቢላሂ ሚን ዓድዛቢ ጃሃናም ዋ ዓ'ውድዙ ቢላሂ ሚን ስያርሊል ማሲሂድ ዳጅጃል ዋ ዓ'ውድዙቢላሂ ሚን ዓድዛቢል ቄብሪ ወ ኣዑድዙቢላሂ ሙን ፊትናቲል ማሕያ ዋ ማዓማቲ -ኣነ ኣብ ኣላህ ዝዕቆብ ካብ መቕጻዕቲ ጃሃናም እዩ ካብ ክፍኣት መሲሕ ዳጃል ድማ ኣብ ኣላህ ይዕቆብ፣ ካብ መቕጻዕቲ መቓብር ድማ ኣብ ኣላህ ይዕቆብ፣ ካብ ጸለመ ህይወትን ሞትን ኣብ ኣላህ ይዕቆብ-'። ይብል፤ 'ኣዝዩ ኣኽቢርዎን ጠቒስዎን እዩ፣ ካብ [ዓሻ] ካብ ነቢ ሰለላሁ ዓለይሂ ወሰላም'።