Doa sebelum makan: apabila salah seorang di antara kalian makan, maka sebutlah nama allah. Maka bacalah: BISMILLAHI FII AWWALIHI WA AKHIRI
Imam Ahmad : 23954
حَدَّثَنَا يَزِيدُ قَالَ أَخْبَرَنَا هِشَامٌ عَنْ بُدَيْلٍ عَنْ عَبْدِ اللَّهِ بْنِ عُبَيْدِ بْنِ عُمَيْرٍ عَنْ عَائِشَةَ أَنَّ النَّبِيَّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ كَانَ يَأْكُلُ طَعَامًا فِي سِتَّةِ نَفَرٍ مِنْ أَصْحَابِهِ فَجَاءَ أَعْرَابِيٌّ فَأَكَلَهُ بِلُقْمَتَيْنِ فَقَالَ النَّبِيُّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ أَمَا إِنَّهُ لَوْ كَانَ ذَكَرَ اسْمَ اللَّهِ لَكَفَاكُمْ فَإِذَا أَكَلَ أَحَدُكُمْ طَعَامًا فَلْيَذْكُرْ اسْمَ اللَّهِ فَإِنْ نَسِيَ أَنْ يَذْكُرَ اسْمَ اللَّهِ فِي أَوَّلِهِ فَلْيَقُلْ بِسْمِ اللَّهِ أَوَّلَهُ وَآخِرَهُ
ንዓና [ያዚድ] ምስ ነገረና፤ ንዓና [ሂስያም] ካብ [ቡዳይል] ካብ [ዓብደላህ ቢን ዑበይድ ቢን ዑመየር] ካብ [ዓይስያ] ጸብጺቡልና ኣሎ፣ ነቢ ሰለላሁዓላይሂዋሰላም ሓደ እዋን ምስ ሽዱሽተ ብጾቱ መግቢ ከም ዝበልዑ፣ ድሕሪኡ ሓደ ናይ ውሽጢ ሃገር ዓረብ መጺኡ ክልተ ነኸስ ከም ዝበልዐ። ቀጺሉ ረሱል ሰለላሁዓላይሂዋሰላም ከምዚ ዝስዕብ ርእይቶ ሂቦም:- ‘ስም ኣላህ እንተ ጠቒሱ ብርግጽ እቲ መግቢ ይኣኽለኩም እዩ ስለዚ ሓደ ካባኻትኩም መግቢ እንተበሊዑ ስም ኣላህ ይበል ኣብ መጀመርታ ስም ኣላህ ክጠቅስ እንተረሲዑ ሽዑ ይበል: ቢስሚላሂ ኣውወላሁ ዋ ኣኪሮሁ -ኣብ መጀመርታ ስም ኣላህ ምጥቃስ:: ከምኡውን መወዳእታ-'.