Disyariatkannya mandi: wanita jika bermimpi sebagaimana mimpi laki-laki, yaitu sampai keluarnya mani, maka mandilah
Imam Ahmad : 23469
حَدَّثَنَا قُتَيْبَةُ حَدَّثَنَا يَحْيَى بْنُ زَكَرِيَّا عَنْ أَبِيهِ عَنْ مُصْعَبِ بْنِ شَيْبَةَ عَنْ مُسَافِعِ بْنِ عَبْدِ اللَّهِ الْحَجَبِيِّ عَنْ عُرْوَةَ بْنِ الزُّبَيْرِ عَنْ عَائِشَةَ أَنَّ امْرَأَةً قَالَتْ لِلنَّبِيِّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ هَلْ تَغْتَسِلُ الْمَرْأَةُ إِذَا احْتَلَمَتْ وَأَبْصَرَتْ الْمَاءَ فَقَالَ نَعَمْ فَقَالَتْ لَهَا عَائِشَةُ تَرِبَتْ يَدَاكِ فَقَالَ النَّبِيُّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ دَعِيهَا وَهَلْ يَكُونُ الشَّبَهُ إِلَّا مِنْ قِبَلِ ذَلِكَ إِذَا عَلَا مَاؤُهَا مَاءَ الرَّجُلِ أَشْبَهَ أَخْوَالَهُ وَإِذَا عَلَا مَاءُ الرَّجُلِ مَاءَهَا أَشْبَهَهُ
ነጊሩና ኣሎ [ቁታይባ] ነጊሩና ኣሎ [ያሕያ ቢን ዘካርያ]፣ ካብ ኣቡኡ፣ ካብ [ሙሽዓብ ቢን ስያይባ]፣ ካብ [ሙሳፊ ቢን ዓብደላ ቢን ኣልሓጃቢ]፣ ካብ [ኡርዋ ቢን ኣዝ-ዙበይር]፣ ካብ [ኣይሲያ]፣ ንነቢ ሰለላሁዓላይህዋሰላም ዝሓተተት ሰበይቲ ከም ዝነበረት፤ ጓል ኣንስተይቲ ርጥብ ዝበለ ሕልሚ እንተረኺባን ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ እንተረኣየትን ክትሕጸብ ግዴታ ድዩ?፡ ረሱሉላህ ሻላሁዓላይሂዋሰላም ከምዚ ኢሎም: 'እወ': ሽዑ -ኣይስያ- ከምዚ በላ፤ 'ፅቡቕ ዕድል'። ሽዑ ረሱል ሰለላሁዓላይሂዋሰላም ከምዚ በሉ:- ግደፍዎ: ካብኡ ድዩ ተመሳሳልነት ዝመጽእ?: ዘርኢ ጓል ኣንስተይቲ ኣብ ልዕሊ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ እንተዓብሊሉ: ሽዑ ውላድ ዝያዳ ንኣኮታት ኣዲኡ ይመስል: ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ኣብ ልዕሊ ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ እንተዓብሊሉ ግን ውላድ ዝያዳ ንኣቡኡ ይመስል’::
Hadith Corroboration :
Imam Ahmad : 12582, 22431, 23469, 24999, 25295, 25367, 25397, 25869
Imam Bukhari : 127, 273, 3081, 5626, 5656
Imam Muslim : 468, 469, 470, 471, 472
Imam Abu Dawud : 204, 205
Imam Tirmidzi : 104, 105, 113
Imam Nasa'i : 195, 196, 197, 198
Imam Ibnu Majah : 592, 593, 594
Imam Malik : 101, 102, 103, 104, 105, 106
Imam Darimi : 751, 755, 756, 757, 758