Imam Ahmad : 22832
حَدَّثَنَا أَبُو الْيَمَانِ قَالَ حَدَّثَنَا أَبُو بَكْرٍ يَعْنِي ابْنَ أَبِي مَرْيَمَ عَنِ الْأَشْيَاخِ عَنْ فَضَالَةَ بْنِ عُبَيْدٍ الْأَنْصَارِيِّ قَالَ عَلَّمَنِي النَّبِيُّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ رُقْيَةً وَأَمَرَنِي أَنْ أَرْقِيَ بِهَا مَنْ بَدَا لِي قَالَ قُلْ رَبَّنَا اللَّهُ الَّذِي فِي السَّمَوَاتِ تَقَدَّسَ اسْمُكَ أَمْرُكَ فِي السَّمَاءِ وَالْأَرْضِ اللَّهُمَّ كَمَا أَمْرُكَ فِي السَّمَاءِ فَاجْعَلْ رَحْمَتَكَ عَلَيْنَا فِي الْأَرْضِ اللَّهُمَّ رَبَّ الطَّيِّبِينَ اغْفِرْ لَنَا حَوْبَنَا وَذُنُوبَنَا وَخَطَايَانَا وَنَزِّلْ رَحْمَةً مِنْ رَحْمَتِكَ وَشِفَاءً مِنْ شِفَائِكَ عَلَى مَا بِفُلَانٍ مِنْ شَكْوَى فَيَبْرَأُ قَالَ وَقُلْ ذَلِكَ ثَلَاثًا ثُمَّ تَعَوَّذْ بِالْمُعَوِّذَتَيْنِ ثَلَاثَ مَرَّاتٍ
ተነጊሩና ኣሎ [ኣቡ ኣል ያማን] ከምዚ ኢሉ: ንዓና [ኣቡበከር ቢን ኣቡ ማርያም] ካብ [ሸኽታት] ካብ [ፋድላላህ ቢን ዑበይድ] ተነጊሩና ኣሎ: ነቢ ሰለላሁ ዓሌሂ ዋሳላም ሩቕያ ምሂሮምኒ: ኣብ ዝደለኽዎ ክኽደኖ ኣዚዙኒ:: ንሱ ድማ ከምዚ በለ፦ ረቡናኣላህ ፊስ ሳማኣዋቲ ታቃዳሳ ኢስሙካ፡ ኣምሩካ ፊስ ሳማኣ`ይ ዋል ኣርድሊ፡ ኣላህሙማ ካማኣ ኣምሩካ ፊስ ሳማ`ይ ፋጅኣል ራህማታካ ዓላይና ፊል ኣርድሊ፡ ረቢት ታይይቢን ኢግፊር ላና ሃውባና ዋ ዳዙባናኣ ዋ ካታሃያና ና ናዝዚል ራህማታን ሚን ራሃቲካ ዋ ስይፋ`ኣን ሚን ስዩፋ`ኢካ 'ኣላ ማኣ ቢ ፉላን ሚን ስያክዋ። ክሓዊን ሰለስተ ግዜ ክብሎን እዩ፣ ብድሕሪኡ ድማ -ኣል-ሙዓውዊድዛታይን -ኣን-ናስን ኣል-ፋላቅ- ሰለስተ ግዜ ብምንባብ ክዕቆብ እዩ።