Imam Ahmad : 22144
حَدَّثَنَا أَبُو عَامِرٍ حَدَّثَنَا عَبْدُ اللَّهِ بْنُ سُلَيْمَانَ شَيْخٌ صَالِحٌ حَسَنُ الْهَيْئَةِ مَدَنِيٌّ حَدَّثَنَا مُعَاذُ بْنُ عَبْدِ اللَّهِ بْنِ خُبَيْبٍ عَنْ أَبِيهِ عَنْ عَمِّهِ قَالَ كُنَّا فِي مَجْلِسٍ فَطَلَعَ عَلَيْنَا رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ وَعَلَى رَأْسِهِ أَثَرُ مَاءٍ فَقُلْنَا يَا رَسُولَ اللَّهِ نَرَاكَ طَيِّبَ النَّفْسِ قَالَ أَجَلْ قَالَ ثُمَّ خَاضَ الْقَوْمُ فِي ذِكْرِ الْغِنَى فَقَالَ النَّبِيُّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ لَا بَأْسَ بِالْغِنَى لِمَنْ اتَّقَى وَالصِّحَّةُ لِمَنْ اتَّقَى خَيْرٌ مِنْ الْغِنَى وَطِيبُ النَّفْسِ مِنْ النَّعِيمِ
ነጊሩና ኣሎ [ኣቡ ዓሚር] ነጊሩና ኣሎ [ዓብደላ ቢን ሱሌማን] ፍርሃት እግዚኣብሔር ዘለዎ መምህር፣ ጽቡቕ ትርኢት ዘለዎ፣ ካብ መዲና ነጊሩና ኣሎ [ሙዓድዝ ቢን ዓብደላ ቢን ኹበይብ] ካብ [ኣቡኡ] ካብ [ኣኮኡ] ከምዚ ኢሉ፤ ኣብ ሓደ ኣኼባ ከለና ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ወሰላም ምስ መጹ፡ ኣብ ጸጉሩ ተረፍ ማይ ነይሩ ኢልና፤ ኦ ረሱል ናይ ኣላህ! እቲ ንጉስ ከም ዝተሓጎሰ ርኢና። ረሱሉላህ ሰለላሁ ዓለይሂ ዎሰላም ከምዚ ኢሎም: ‘ሓቂ’። ሽዑ ሰባት ብዛዕባ ሃብቲ ይዛተዩ ነበሩ። ረሱሉላህ ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ ኢሎም: 'ንእቶም ንኣላህ ዓዛ ዋጃላ ዝፈርሁ ሃብቲ ዋላ ሓንቲ ጸገም የብሉን ነቶም ንኣላህ ዝፈርሑ ድማ ጥዕና ይሓይሽ ሓጎስ ነብሲ ድማ ደስታ የጠቓልል' ኢሉ።