Imam Ahmad : 21923
حَدَّثَنَا زَيْدُ بْنُ الْحُبَابِ حَدَّثَنِي حُسَيْنُ بْنُ وَاقِدٍ حَدَّثَنِي عَبْدُ اللَّهِ بْنُ بُرَيْدَةَ قَالَ سَمِعْتُ أَبِي يَقُولُ إِنَّ رَسُولَ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ عَقَّ عَنْ الْحَسَنِ وَالْحُسَيْنِ
ነጊሩና ኣሎ [ዛይድ ቢን ኣል ሑባብ] ነጊሩኒ ኣሎ [ሑሴን ቢን ዋቂድ] ነጊሩኒ ኣሎ [ዓብደላ ቢን ቡራይዳ] ከምዚ ኢሉ: [ኣቦይ] ከምዚ ክብል ሰሚዐዮ: ረሱሉላህ ሻላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ሓደ እዋን ዓቂቃ ናይ ኣልሓሰንን ኣል ሑሴንን ኣኽቢሩ ነይሩ።