Imam Ahmad : 21896
حَدَّثَنَا وَكِيعٌ حَدَّثَنَا شَرِيكٌ عَنْ أَبِي رَبِيعَةَ عَنْ ابْنِ بُرَيْدَةَ عَنْ أَبِيهِ قَالَ قَالَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ لَا تُتْبِعْ النَّظْرَةَ النَّظْرَةَ فَإِنَّمَا لَكَ الْأُولَى وَلَيْسَتْ لَكَ الْآخِرَةُ
ተነጊሩና ኣሎ [ወኪ’] ተነጊሩና ኣሎ [ሸሪክ] ካብ [ኣቡ ረቢዓ] ካብ [ኢብን ቡራይዳ] ካብ [ኣቡኡ] ከምዚ ኢሉ: ረሱሉላህ ሰለላሁዓላይሂዋሰላም ከምዚ ኢሉ: ‘እቲ ቀዳማይ ኣረኣእያኻ ምስቲ -ዝቕጽል- ኣረኣእያ ኣይትስዓቦ: ምኽንያቱ እቲ ቀዳማይ ንዓኻ ከም ረብሓ ስለ ዝቑጸር: እቲ ዝቕጽል ግን ክልኩል እዩ’::