Imam Ahmad : 21564
حَدَّثَنَا حُسَيْنٌ حَدَّثَنَا ابْنُ أَبِي ذِئْبٍ عَنْ صَالِحٍ يَعْنِي ابْنَ أَبِي حَسَّانَ عَنْ عَبْدِ اللَّهِ بْنِ أَبِي قَتَادَةَ عَنْ أَبِيهِ أَنَّ النَّبِيَّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ بَعَثَهُ فِي طَلِيعَةٍ قِبَلَ غَيْقَةَ وَوَدَّانَ وَهُوَ مُحْرِمٌ وَأَبُو قَتَادَةَ غَيْرُ مُحْرِمٍ فَإِذَا حِمَارُ وَحْشٍ فَطَلَبَ مِنْهُمْ سَوْطًا فَلَمْ يُنَاوِلُوهُ فَاخْتَلَسَ سَوْطَ بَعْضِهِمْ فَصَادَ حِمَارًا وَحْشِيًّا فَأَكَلُوهُ ثُمَّ لَحِقُوا النَّبِيَّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ بَالْأَبْوَاءِ قَالُوا إِنَّا صَنَعْنَا شَيْئًا لَا نَدْرِي مَا هُوَ فَقَالَ أَطْعِمُونَا
ነጊሩና ኣሎ [ሑሴን] ነጊሩና ኣሎ [ኢብን ኣቢ ድዚ`ብ] ካብ [ሳልሕ ቢን ኣቡ ሓሰን] ካብ [ዓብደላህ ቢን ኣቡ ቃታዳ] ካብ [ኣቡኡ] ነቢ ሰለላሁዓላይሂዋሳላም ናብ ታሊዓ ከም ዝሰደዶ፡ ኣብ ጎኒ ጎይቆን ዋዳንን፡ ኣብ ኢህራም ከም ዝነበረ ኣቡ ቀታዳ ኣብ ኢህራም ዘይነበረ። ሃንደበት ሓደ ኣድጊ በረኻ ኔሩ ንሱ ድማ መንገፍ ተለቂሑ ግን ኣይሃብዎን ፡ ብድሕሪኡ ናይ ሓደ ካብኣቶም ገራፍ ወሲዱ ድሕሪኡ ነታ ኣድጊ በረኻ ሃዲና በሊዖማ ድሕሪኡ ምስ ነቢ ሰለላሁዓላይሂዋሰላም ኣብ ኣባ` ተራኸቡ ፡ ኢሎም፤ ሓደ ነገር ጌርና፡ እንታይ ምዃኑ ኣይንፈልጥን ኢና። ረሱሉላህ ሰለላሁዓላይሂዋሰላም ከምዚ ኢሎም: ‘ንብላዕ ሃቡና’።