Imam Ahmad : 21230
حَدَّثَنَا أَبُو النَّضْرِ حَدَّثَنَا فَرَجُ بْنُ فَضَالَةَ حَدَّثَنَا لُقْمَانُ بْنُ عَامِرٍ عَنْ أَبِي أُمَامَةَ قَالَ حَجَجْتُ مَعَ رَسُولِ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ حَجَّةَ الْوَدَاعِ فَحَمِدَ اللَّهَ وَأَثْنَى عَلَيْهِ ثُمَّ قَالَ أَلَا لَعَلَّكُمْ لَا تَرَوْنِي بَعْدَ عَامِكُمْ هَذَا أَلَا لَعَلَّكُمْ لَا تَرَوْنِي بَعْدَ عَامِكُمْ هَذَا أَلَا لَعَلَّكُمْ لَا تَرَوْنِي بَعْدَ عَامِكُمْ هَذَا فَقَامَ رَجُلٌ طَوِيلٌ كَأَنَّهُ مِنْ رِجَالِ شَنُوءَةَ فَقَالَ يَا نَبِيَّ اللَّهِ فَمَا الَّذِي نَفْعَلُ فَقَالَ اعْبُدُوا رَبَّكُمْ وَصَلُّوا خَمْسَكُمْ وَصُومُوا شَهْرَكُمْ وَحُجُّوا بَيْتَكُمْ وَأَدُّوا زَكَاتَكُمْ طَيِّبَةً بِهَا أَنْفُسُكُمْ تَدْخُلُوا جَنَّةَ رَبِّكُمْ عَزَّ وَجَلَّ
ነጊሩና ኣሎ [ኣቡ ኣን ናድሪ] ነጊሩና ኣሎ [ፈራጅ ቢን ፋድሃላ] ነጊሩና ኣሎ [ሉቅማን ቢን ዓሚር] ካብ [ኣቡ ኡማማ] ከምዚ ኢሉ፤ ኣነ ምስ ረሱሉላህ ሰለላሁዓላይሂ ዋሳላም ናይ ሓጅ ዋዳ' ፈጺመ፣ ንሱ ሰጊዱ ንኣላህ ኣመስጊኑ ድሕሪኡ ከምዚ ኢሉ፤ 'ዘክር ድሕሪ እዚ ዓመት ዳግማይ ዘይትርእዩኒ ትመስል፡ ዘክር፡ ድሕሪ እዚ ዓመት ዳግማይ ዘይትርእዩኒ ትመስል፡ ዘክር፡ ድሕሪ እዚ ዓመት ዳግማይ ዘይትርእዩኒ ትመስል'። ሓደ ካብ ስያኑዓ ዝመስል ነዊሕ ሰብኣይ ተንሲኡ ከምዚ በለ፤ ኣንታ ነቢይ ኣላህ! እንታይ ክንገብር ኣሎና፧ ረሱሉላህ ሰለላሁዓለይሂ ዋሳላም ከምዚ ኢሎም፤ 'ኣብ መዓልቲ ሓሙሽተ ግዜ ስግድ፡ ኣብ ሮሞዳን ጾም፡ ንበይቱላህ ኣኽብሮት፡ ብፍቓድ ልቢ ዘካት ግበር ብርግጽ ድማ ናብ መንግስተ ሰማይ ክትኣቱ ኢኻ ረቢኻ ዓዛዋጃላ'።