Imam Ahmad : 21048
حَدَّثَنَا عَبْد اللَّهِ حَدَّثَنِي أَبِي حَدَّثَنَا سُفْيَانُ بْنُ عُيَيْنَةَ عَنْ عَمْرٍو يَعْنِي ابْنَ دِينَارٍ قَالَ سَمِعْتُ جَابِرَ بْنَ عَبْدِ اللَّهِ يَقُولُ أَنَا مَنْ شَهِدَ مُعَاذًا حِينَ حَضَرَتْهُ الْوَفَاةُ يَقُولُ اكْشِفُوا عَنِّي سَجْفَ الْقُبَّةِ أُحَدِّثُكُمْ حَدِيثًا سَمِعْتُهُ مِنْ رَسُولِ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ وَقَالَ مَرَّةً أُخْبِرُكُمْ بِشَيْءٍ سَمِعْتُهُ مِنْ رَسُولِ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ لَمْ يَمْنَعْنِي أَنْ أُحَدِّثَكُمُوهُ إِلَّا أَنْ تَتَّكِلُوا سَمِعْتُهُ يَقُولُ مَنْ شَهِدَ أَنْ لَا إِلَهَ إِلَّا اللَّهُ مُخْلِصًا مِنْ قَلْبِهِ أَوْ يَقِينًا مِنْ قَلْبِهِ لَمْ يَدْخُلْ النَّارَ أَوْ دَخَلَ الْجَنَّةَ وَقَالَ مَرَّةً دَخَلَ الْجَنَّةَ وَلَمْ تَمَسَّهُ النَّارُ
ነጊሩና ኣሎ ዓብደላ ብዛዕባ ኣቦይ ነጊሩኒ ኣሎ። ነጊሩና ኣሎ [ሱፍያን ቢን ዑየና] ካብ [ዓምር ቢን ዲናር] ከምዚ ኢሉ፤ [ጃቢር ቢን ዓብደላ] ክብል ሰሚዐ፤ ኣነ ሓደ ካብቶም [ሙዓድዝ] ክመውት ከሎ ዝተሳተፉ ሰባት እየ ነይረ ይብል፤ መጋረጃ ገዛ ክፈቱ፡ ሓደ እዋን ካብ ነቢ ሰለላሁዓለይሂ ዋሰላም ዝሰማዕክዎ ሓዲስ ክነግረኩም እየ። ሓሓሊፉ ድማ፤ ሓደ እዋን ካብ ነቢ ሰለላሁዓላይሂዋሰላም ዝሰማዕክዎ ነገር ክነግረኩም እየ። ኣብኣ ከይትጸጋዕካ ካብ ምፍራሕ ሓሊፈ ናባኻትኩም ከብጽሓኩም ዝዓግተኒ የለን። ረሱል ሰለላሁዓላይሂዋሰላም ክብሉ ሰሚዐዮም፤ 'ብዘይካ ኣላህ ሓቀኛ ኣምላኽ ከምዘየለ ካብ ልቡ ብቕንዕና ዝምስክር ወይ ካብ ልቡ ዝተኣመነ ናብ ሲኦል ኣይከይድን እዩ፣ ወይ ድማ ናብ ሰማይ ይኸይድ'። ሓሓሊፉ ረሱል ሰለላሁዓላይሂዋሰላም ከምዚ ይብሉ፤ 'መንግስተ ሰማይ እቶ ብሲኦል ኣይትተንከፍን'።