Imam Ahmad : 18927
حَدَّثَنَا عَبْدُ الرَّزَّاقِ أَنْبَأَنَا مَعْمَرٌ عَنْ مَطَرٍ عَنْ عَبْدِ اللَّهِ بْنِ بُرَيْدَةَ الْأَسْلَمِيِّ قَالَ شَكَّ عُبَيْدُ اللَّهِ بْنُ زِيَادٍ فِي الْحَوْضِ فَأَرْسَلَ إِلَى أَبِي بَرْزَةَ الْأَسْلَمِيِّ فَأَتَاهُ فَقَالَ لَهُ جُلَسَاءُ عُبَيْدِ اللَّهِ إِنَّمَا أَرْسَلَ إِلَيْكَ الْأَمِيرُ لِيَسْأَلَكَ عَنْ الْحَوْضِ هَلْ سَمِعْتَ مِنْ رَسُولِ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ فِيهِ شَيْئًا قَالَ نَعَمْ سَمِعْتُ رَسُولَ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ يَذْكُرُهُ فَمَنْ كَذَّبَ بِهِ فَلَا سَقَاهُ اللَّهُ مِنْهُ
ነጊሩና ኣሎ [ዓብዱራዛቅ] ነጊሩና ኣሎ [ማዓመር] ካብ [ማታር] ካብ [ዓብደላ ቢን ቡራይዳ ኣል ኣስላሚ] ኢሉ፤ ዑበይዱላህ ቢን ዚያድ ገና ብዛዕባ ኣል ሓውድ - ኣብ ሰማይ ዘሎ ቀላይ - ይጠራጠር ስለ ዝነበረ ናብ ኣቡ ባርዛ ኣል ኣስላሚ ሓደ ሰብ ሰዲዱ ምስ ዑበይዱላ ቢን ዚያድ ክራኸብ መልእኽቲ ዘመሓላለፈ። ሽዑ እቲ ልኡኽ ናብኡ መጸ፣ ኣብኡ ምስ በጽሐ፣ ኣዕሩኽ ዑበይዱላህ [ኣቡ ባርዛ ኣል-ኣስላሚ]፤ 'እቲ ኣሚር - መራሒና - ብዛዕባ ኣል ሓውድ - ኣብ ሰማይ ዘሎ ቀላይ - ክሓተካ ኢሉ ልኡኽ ሰዲዱልካ፡ ብዛዕባ እዚ ካብ ረሱል ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ሰሚዕካ ትፈልጥ ዲኻ?' ኢሉ መለሰ፤ 'እወ ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ዝኸሓደ - ኣል ሓውድ - ሽዑ ኣላህ ከም ዘይሰትዮ ክጠቅስ ሰሚዐ ኣለኹ።'