Imam Ahmad : 18923
حَدَّثَنَا رَوْحٌ قَالَ ثَنَا سَعِيدٌ عَن قَتَادَةَ قَالَ حَدَّثَ أَبُو بُرْدَةَ بْنُ عَبْدِ اللَّهِ بْنِ قَيْسٍ عَن أَبِيهِ قَالَ قَالَ أَبِي لَوْ شَهِدْتَنَا وَنَحْنُ مَعَ نَبِيِّنَا صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ إِذَا أَصَابَتْنَا السَّمَاءُ حَسِبْتَ أَنَّ رِيحَنَا رِيحُ الضَّأْنِ إِنَّمَا لِبَاسُنَا الصُّوفُ
[ራውህ] ምስ ነገረና፤ ካብ [ቃታዳ] [ሰዒድ] ነጊሩና ኣሎ ኢሉ፤ [ኣቡ ቡርዳ ቢን ዓብደላ ቢን ቃይስ] ካብ [ኣቡኡ] ከምዚ ኢሉ ኣዘንትዩ ኣሎ፤ ኣቦይ ድማ፤ 'ምስ ነቢ ሰለላሁዓላይሂዋሰላም ኣብ ዝነበርናሉ እዋን ብብርቱዕ ዝናብ ኣብ ዝተሃርምናሉ እዋን እንታይ ከም ዝነበረ እንተትፈልጡ ጨናና - ጨና - ናይ ኣባጊዕ ጨርቂ ሱፍ ተኸዲንና ምመሰለኩም ነይሩ'።