Imam Ahmad : 18611
حَدَّثَنَا رَوْحٌ حَدَّثَنَا عُمَرُ بْنُ سَعِيدِ بْنِ أَبِي حُسَيْنٍ قَالَ أَخْبَرَنِي عَبْدُ اللَّهِ بْنُ أَبِي مُلَيْكَةَ عَنْ عُقْبَةَ بْنِ الْحَارِثِ قَالَ صَلَّيْتُ مَعَ رَسُولِ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ الْعَصْرَ فَلَمَّا سَلَّمَ قَامَ سَرِيعًا فَدَخَلَ عَلَى بَعْضِ نِسَائِهِ ثُمَّ خَرَجَ وَرَأَى مَا فِي وُجُوهِ الْقَوْمِ مِنْ تَعَاجُبِهِمْ لِسُرْعَتِهِ قَالَ ذَكَرْتُ وَأَنَا فِي الصَّلَاةِ تِبْرًا عِنْدَنَا فَكَرِهْتُ أَنْ يُمْسِيَ أَوْ يَبِيتَ عِنْدَنَا فَأَمَرْتُ بِقَسْمِهِ حَدَّثَنَا أَبُو أَحْمَدَ حَدَّثَنَا عُمَرُ بْنُ سَعِيدٍ عَنِ ابْنِ أَبِي مُلَيْكَةَ عَنْ عُقْبَةَ بْنِ الْحَارِثِ قَالَ انْصَرَفَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ حِينَ صَلَّى الْعَصْرَ فَذَكَرَ مَعْنَاهُ
ነጊሩና ኣሎ [ራውሕ] ነጊሩና ኣሎ [ዑመር ቢን ሰዒድ ቢን ኣቡ ሑሴን] ኢሉኒ፣ ነጊሩኒ ኣሎ [ዓብደላ ቢን ኣቡ ኣወልካ] ካብ [ዑቕባ ቢን ሓሪት] ኢሉ፤ ሓደ ግዜ ምስ ነቢ ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ሰላት ዓስር ሰጊደ። ሰላም ምስ በሎ ብኡ ንብኡ ተንሲኡ ናብ እንዳ ሓንቲ ካብ ኣንስቱ ኣተወ። ሽዑ ወጺኡ ኣብ ገጽ ኣዕሩኽቱ ዝነበረ ምግራም ረኣየ። ንሱ ድማ፡ 'ኣብ እዋን ጸሎት፡ ነተን ዝነበራና ቲብር - ወርቂ/ብሩር - ዘኪረ፡ ድሕሪ ቀትሪ ይኹን ምሸት ምሳና ከሕልፋ ስለ ዘይፈተኹ፡ ክዕደላ ኣዚዘ'። ነጊሩና ኣሎ [ኣቡ ኣሕመድ] ነጊሩና ኣሎ [ዑመር ቢን ሰዒድ] ካብ [ኢብን ኣቡ ዓወልካ] ካብ [ዑቕባ ቢን ሓሪት] ከምዚ ኢሉ፤ ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ሰላት ዓስር ምስ ፈጸሙ ብኡ ንብኡ ተበጊሶም። ትርጉሙ እውን ገሊጹ እዩ።