Imam Ahmad : 17884
حَدَّثَنَا يَحْيَى بْنُ زَكَرِيَّا حَدَّثَنَا أَبُو يَعْقُوبَ الثَّقَفِيُّ حَدَّثَنِي يُونُسُ بْنُ عُبَيْدٍ مَوْلَى مُحَمَّدِ بْنِ الْقَاسِمِ قَالَ بَعَثَنِي مُحَمَّدُ بْنُ الْقَاسِمِ إِلَى الْبَرَاءِ بْنِ عَازِبٍ أَسْأَلُهُ عَنْ رَايَةِ رَسُولِ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ مَا كَانَتْ قَالَ كَانَتْ سَوْدَاءَ مُرَبَّعَةً مِنْ نَمِرَةٍ
ነጊሩና ኣሎ [ያሕያ ቢን ዘካርያ] ነጊሩና ኣሎ [ኣቡ ያዕቁብ ኣጥስ ጻሳፊ] ነጊሩኒ ኣሎ [ዩኑስ ቢን ዑበይድ] ናይ ቀደም ባርያኡ መሓመድ ቢን ኣል ቃሲም ኢሉ፤ መሓመድ ቢን ኣል ቃሲም ብዛዕባ ባንዴራ ነቢ ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም እንታይ ይመስል ከም ዝነበረ ክሓቶ ምስ [ኣልባራ` ቢን ዓዚብ] ክራኸብ ሰዲዱኒ። ስለዚ ድማ ‘ሕብሩ ጸሊም፡ ቅርጹ ርብዒ-መኣዝንን ካብ ጨርቂ ሱፍ ዝተሰርሐን እዩ’ ኢሉ መለሰሉ።