Allah dan para Malaikat-Nya mengucapkan shalawat kepada orang-orang yang berada dalam shaf awal, berada di shaf kanan dan yang menyambung barisan shalat
Imam Ahmad : 17784
قَالَ وَكَانَ يَأْتِي نَاحِيَةَ الصَّفِّ إِلَى نَاحِيَتِهِ يُسَوِّي صُدُورَهُمْ وَمَنَاكِبَهُمْ يَقُولُ لَا تَخْتَلِفُوا فَتَخْتَلِفَ قُلُوبُكُمْ قَالَ إِنَّ اللَّهَ وَمَلَائِكَتَهُ يُصَلُّونَ عَلَى الصُّفُوفِ الْأُوَلِ وَكَانَ يَقُولُ زَيِّنُوا الْقُرْآنَ بِأَصْوَاتِكُمْ
ሕጂ’ውን ብተመሳሳሊ መንገዲ ምትሕልላፍ ከምቲ ዝሓለፈ ሓዲስ፣ ካብ [ኣልባራ’ ቢን ዓዚብ]፤ ክሳብ መወዳእታ ናብ ጎኒ እቲ መስርዕ መጸ፣ ኣፍልቦምን መንኵቦምን ኣቕኒዑ -ኣመጣጠነ-። ከምኡ’ውን ‘መስርዕኩም ልብኹም ክሳብ ዝጋጮ ክሳብ ክንድዚ ዘይስሩዕ ከይከውን’ በለ። ድሕሪኡ ከምዚ በለ:- ብሓቂ ኣላህን መላእኽትን ንቕድሚት ንዘለዋ መስርዕ ይጽልዩ’። ከምኡ ውን 'ንቁርኣን ብድምጽኻ ኣስልሞ' ኢሉ።