Imam Ahmad : 17371
قَالَ يَا كَعْبُ بْنَ مُرَّةَ حَدِّثْنَا عَنْ رَسُولِ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ وَاحْذَرْ قَالَ سَمِعْتُ رَسُولَ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ يَقُولُ مَنْ رَمَى بِسَهْمٍ فِي سَبِيلِ اللَّهِ عَزَّ وَجَلَّ كَانَ كَمَنْ أَعْتَقَ رَقَبَةً
ሕጂ ውን ብተመሳሳሊ መንገዲ ምትሕልላፍ ከምቲ ዝሓለፈ ሓዲስ፣ ካብ ካዕብ ቢን ሙራ፤ -ስዩርሃቢል- ኦ ካዓብ ቢን ሙራ ካብ ነቢ ሰለላሁ ዓለይሂ ዎሰላም ሓዲስ ንገረና ተጠንቀቕ በለ። [ካዓብ] ድሕሪኡ ከምዚ በለ: ረሱሉላህ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ ክብል ሰሚዐዮ: ኣብ መንገዲ ኣላህ ዓዛ ወጃላ ፍላጻ ዝትኩስ ሽዑ ከም ባርያ ሓራ ዘውጽአ ሰብ እዩ’ በለ።