Revert to Islam, click here
ISLAM AL-HAQ: QURAN & HADITH
(The True Islam)



Orang membebaskan orang muslim, Allah menyelamatkan dari api neraka

Imam Ahmad : 17370

قَالَ يَا كَعْبُ بْنَ مُرَّةَ حَدِّثْنَا عَنْ رَسُولِ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ وَاحْذَرْ قَالَ سَمِعْتُ رَسُولَ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ يَقُولُ مَنْ أَعْتَقَ امْرَأً مُسْلِمًا كَانَ فِكَاكَهُ مِنْ النَّارِ يُجْزَى بِكُلِّ عَظْمٍ مِنْهُ عَظْمًا مِنْهُ وَمَنْ أَعْتَقَ امْرَأَتَيْنِ مُسْلِمَتَيْنِ كَانَتَا فِكَاكَهُ مِنْ النَّارِ يُجْزَى بِكُلِّ عَظْمَيْنِ مِنْهُمَا عَظْمًا مِنْهُ وَمَنْ شَابَ شَيْبَةً فِي سَبِيلِ اللَّهِ كَانَتْ لَهُ نُورًا يَوْمَ الْقِيَامَةِ

ሕጂ’ውን ብተመሳሳሊ መንገዲ ምትሕልላፍ ከምቲ ዝሓለፈ ሓዲስ፣ ካብ [ከዓብ ቢን ሙራ]፤ -ስዩርሓቢል- በለ ‘ኦ ካዕብ ቢን ሙራ! ካብ ነቢ ሰለላሁ ዓለይሂ ዎሰላም ሓዲስ ንገረና፣ ብትኽክል ድማ ኣመሓላልፎ’። ብድሕሪኡ ካዓብ ከምዚ በለ ረሱሉላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ከምዚ ክብል ሰሚዐዮ: ንሓደ ሙስሊም ባርያ ሓራ ዘውጽአ ሽዑ ካብ ሓዊ ገሃነም በጃኡ ክኸውን እዩ። ነፍሲ ወከፍ ኣካል ስጋ ባርያ ንኣካላቱ በጃ ኪኸውን እዩ። ከምኡ ውን ክልተ ኣስላም ኣንስቲ ባሮት ሓራ ዘውጽእ ሽዑ ክልቲአን ካብ ሓዊ ሲኦል በጃኡ ክኾና እየን። ነፍሲ ወከፍ ክልተ ኣካላት ክልቲኦም፡ በጃ ሓደ ኣካል ኣካላቶም ክኸውን እዩ። ከምኡ ውን ኣብ መንገዲ ኣላህ ጸሊም ጸጉሪ ዘብቁል ኣብ መዓልቲ ቂያም ብርሃን ይኾኖ'።

Hadith Corroboration :

Imam Ahmad : 9072, 9096, 9175, 9195, 9397, 10382, 15436, 15438, 16406, 16410, 16688, 16717, 17368, 17370, 18138, 18624, 18797, 21097
Imam Bukhari : 2333, 6221
Imam Muslim : 2775, 2776, 2777, 2778
Imam Abu Dawud : 3451
Imam Tirmidzi : 1461, 1467
Imam Ibnu Majah : 2513