Imam Ahmad : 16892
حَدَّثَنَا يَزِيدُ بْنُ هَارُونَ أَخْبَرَنَا الْمَسْعُودِيُّ عَنْ ابْنِ يَعْلَى بْنِ مُرَّةَ عَنْ أَبِيهِ قَالَ كَانَ النَّبِيُّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ يَمْسَحُ وُجُوهَنَا فِي الصَّلَاةِ وَيُبَارِكُ عَلَيْنَا قَالَ فَجَاءَ ذَاتَ يَوْمٍ فَمَسَحَ وُجُوهَ الَّذِينَ عَنْ يَمِينِي وَعَنْ يَسَارِي وَتَرَكَنِي وَذَلِكَ أَنِّي كُنْتُ دَخَلْتُ عَلَى أُخْتٍ لِي فَمَسَحْتُ وَجْهِي بِشَيْءٍ مِنْ صُفْرَةٍ فَقِيلَ لِي إِنَّمَا تَرَكَكَ رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ لِمَا رَأَى بِوَجْهِكَ فَانْطَلَقْتُ إِلَى بِئْرٍ فَدَخَلْتُ فِيهَا فَاغْتَسَلْتُ ثُمَّ إِنِّي حَضَرْتُ صَلَاةً أُخْرَى فَمَرَّ بِي النَّبِيُّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ فَمَسَحَ وَجْهِي وَبَرَّكَ عَلَيَّ وَقَالَ عَادَ بِخَيْرِ دِينِهِ الْعُلَا تَابَ وَاسْتَهَلَّتْ السَّمَاءُ
ነጊሩና ኣሎ [ያዚድ ቢን ሃሩን] ነጊሩና ኣሎ [ኣል መስዑዲ] ካብ [ኢብኑ ያዕላ ቢን ሙራ] ካብ [ኣቡኡ] ከምዚ ኢሉ ኣሎ ኣብ እዋን ሰላት ነቢ ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ገጽና ደርዚዞም በረኸት ኣብ ልዕሌና ጸለዩና’ ኢሉ። ያዕላ ቢን ሙራ ድማ ሓደ መዓልቲ መጺኡ ናይቶም ብየማነይን ጸጋመይን ዝነበሩ ገጾም ደረዘ፡ ገጸይ ግን ኣይደረዘን። እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት ቅድሚ ሕጂ ምስ ሓፍተይ ስለ ዝተራኸብኩ፡ ገጸይ ብዛዕፋራን -ብጫ- ስለ ዝደርዝኩ እዩ። ስለዚ ‘ብሓቂ ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዋሰላም ገጽካ ዘይደረዘሉ ምኽንያት ኣብ ገጽካ ብዝረኣዮ ነገር እዩ’ ተባሂለኒ። ስለዚ ናብቲ ዒላ ከይደ ኣብኡ ተሓጸብኩ። ብድሕሪኡ ኣብ ካልእ ኣጋጣሚ ኣብ ሰላት ምስ ተሳተፍኩ ረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ዎሰላም ሓሊፎምኒ ኣብ መወዳእታ ድማ ገጸይ ጨፍሊቖም በረኸት ሓቲቶምለይ። ቀጺሉ ድማ ‘ሰናይ ክቡር ሃይማኖቱ ሒዙ ተመሊሱ ኣሎ፡ ሰማይ ክሳብ ዝበርህ ተነሲሑ’ ኢሉ።