Imam Ahmad : 16168
قَالَ حَدَّثَنَا مُحَمَّدُ بْنُ عُبَيْدٍ قَالَ حَدَّثَنَا مُحَمَّدٌ يَعْنِي ابْنَ إِسْحَاقَ قَالَ حَدَّثَنَا عَبْدُ اللَّهِ بْنُ أَبِي نَجِيحٍ عَنْ عَبْدِ اللَّهِ بْنِ بَابَيْهِ قَالَ سَمِعْتُ جُبَيْرَ بْنَ مُطْعِمٍ يَقُولُ سَمِعْتُ رَسُولَ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ يَقُولُ لَأَعْرِفَنَّ يَا بَنِي عَبْدِ مَنَافٍ مَا مَنَعْتُمْ طَائِفًا يَطُوفُ بِهَذَا الْبَيْتِ سَاعَةً مِنْ لَيْلٍ أَوْ نَهَارٍ
-ኣሕመድ ቢን ሓንባል ራድልያላሁዓንሁ- ከምዚ ኢሉ፤ ነጊሩና ኣሎ [መሓመድ ቢን ዑበይድ] ከምዚ ኢሉ፤ ነጊሩና ኣሎ [መሓመድ] ማለት ኢብን ኢስሓቅ፡ ከምዚ ኢሉ፤ ነጊሩና ኣሎ [ዓብደላ ቢን ኣቡ ናጂህ] ካብ [ዓብደላ ቢን ባባይህ] ከምዚ ኢሉ፤ [ጁባይር ቢን ሙስኢም] ክብል ሰሚዐ ኣለኹ፤ ረሱል ሰለላሁዓላይሂዋሰላም ከምዚ ክብሉ ሰሚዐ ኣለኹ: ‘ብሓቂ ክፈልጦ እየ ኦ ባኒ ዓብዱ ምናፍ ነቶም ኣብ ካዕባ ጠዋፍ ዝገብሩ ኣብ ዝኾነ እዋን ለይቲ ይኹን መዓልቲ ዝኸልከልካዮ’።