Imam Ahmad : 15901
حَدَّثَنَا عَبْدُ الرَّحْمَنِ بْنُ مَهْدِيٍّ حَدَّثَنَا عِكْرِمَةُ بْنُ عَمَّارٍ عَنْ إِيَاسِ بْنِ سَلَمَةَ بْنِ الْأَكْوَعِ عَنْ أَبِيهِ قَالَ كَانَ شِعَارُنَا لَيْلَةَ بَيَّتْنَا فِي هَوَازِنَ مَعَ أَبِي بَكْرٍ الصِّدِّيقِ وَأَمَّرَهُ عَلَيْنَا رَسُولُ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ أَمِتْ أَمِتْ وَقَتَّلْتُ بِيَدَيَّ لَيْلَتَئِذٍ سَبْعَةً أَهْلَ أَبْيَاتٍ
ነጊሩና ኣሎ [ዓብዱራሕማን ቢን ማህዲ] ነጊሩና ኣሎ ['ኢክሪማ ቢን ዓማር] ካብ [ኢያስ ቢን ሰላማ ቢን ኣል ኣክዋ'] ካብ [ኣቡኡ] ከምዚ ኢሉ፤ ምስ ኣቡበከር ኣሽ-ሺዲቅ ምስ ኣቡበከር ኣሽ-ሺዲቅ መራሒና ኢሉ ዝሸሞ 'ኣሚት-ኣሚት' -'ቅተል-ቅተል- ዝብል ምስጢራዊ ኮድና ኣብ ልዕሊ ቀቢላ ሓዋዚን ናይ ለይቲ መጥቃዕቲ ክንፍጽም ከለና፡ ሽዑ ምሸት እታ ሸውዓተ ተቐማጦ እቲ ገዛ ክቐትል ተዓዊተ።