Revert to Islam, click here
ISLAM AL-HAQ: QURAN & HADITH
(The True Islam)



Imam Ahmad : 15771

حَدَّثَنَا عَبْدُ الصَّمَدِ حَدَّثَنَا حَرْبُ بْنُ ثَابِتٍ كَانَ يَسْكُنُ بَنِي سُلَيْمٍ قَالَ حَدَّثَنَا إِسْحَاقُ بْنُ عَبْدِ اللَّهِ بْنِ أَبِي طَلْحَةَ عَنْ أَبِيهِ عَنْ جَدِّهِ قَالَ قَرَأَ رَجُلٌ عِنْدَ عُمَرَ فَغَيَّرَ عَلَيْهِ فَقَالَ قَرَأْتُ عَلَى رَسُولِ اللَّهِ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ فَلَمْ يُغَيِّرْ عَلَيَّ قَالَ فَاجْتَمَعْنَا عِنْدَ النَّبِيِّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ قَالَ فَقَرَأَ الرَّجُلُ عَلَى النَّبِيِّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ فَقَالَ لَهُ قَدْ أَحْسَنْتَ قَالَ فَكَأَنَّ عُمَرَ وَجَدَ مِنْ ذَلِكَ فَقَالَ النَّبِيُّ صَلَّى اللَّهُ عَلَيْهِ وَسَلَّمَ يَا عُمَرُ إِنَّ الْقُرْآنَ كُلَّهُ صَوَابٌ مَا لَمْ يُجْعَلْ عَذَابٌ مَغْفِرَةً أَوْ مَغْفِرَةٌ عَذَابًا وَقَالَ عَبْدُ الصَّمَدِ مَرَّةً أُخْرَى أَبُو ثَابِتٍ مِنْ كِتَابِهِ

ነጊሩና ኣሎ [ዓብዱሽሻማድ] ነጊሩና ኣሎ [ሓርብ ቢን ጣቢት] ኣብ ባኒ ሱሌም ይነብር ከም ዝነበረ፡ ኢሉ፡ ነጊሩና ኣሎ [ኢሻቅ ቢን ዓብደላ ቢን ኣቡ ጻልሓ] ካብ [ኣቡኡ] ካብ [ኣባሓጎኡ] ኢሉ፡ ሓደ ሰብኣይ ኣብ ቅድሚ ዑመር የንብብ ነይሩ፡ ሽዑ -'ዑመር- ንባብ ናይቲ ሰብ ኣረጋጊጹ። ሽዑ - እቲ ሰብኣይ - ኣብ ቅድሚ ረሱሉላሂ ሰለላሁዓላይሂዋሰላም ኣንቢበ ኣለኹ ንሱ ድማ ንባበይ ኣይኣረመንን በለ። ሽዑ -ኣባሓጎይ ኣቡ ጣልሃ- ብድሕሪኡ ኣብ ጎኒ ነቢ ሰለላሁዓላይሂዋሰላም ተኣኪብና እቲ ሰብኣይ ኣብ ቅድሚ ነቢ ሰለላሁዓለይሂዋሰላም ኣንበበ፡ ድሕሪኡ ንባብካ ጽቡቕ ኔሩ በሎ። -ኣባሓጎ ኣቡ ታልሃ- ስለዚ ዑመር ብሰንኪ እዚ ከም ዝተቖጥዐ ኮይኑ ኔሩ፡ ሽዑ ነቢይ ሰለላሁዓላይሂዋሰላም ከምዚ በሎ፡ 'ኦ ዑመር ኩሉ ኣብ ቁርኣን ዘሎ ሓቂ እዩ፡ ክሳብ ንባብ ኣዛብ ብማግፊራ -ይቕሬታ- ወይ ብኣንጻሩ ዘይንበብ'። [ዓብዱሽሻማድ] ድማ ብኻልእ መንገዲ፡ ካብ [ኣቡ ጣቢት] ኣብ መጽሓፉ ከምዚ ኢሉ።